Month: November 2024

ዝርገሐ ሕማም ኤች.ኣይ.ቪ ቫይረስ ኣብ ዘተሓሳስብ ብርኪ በፂሑ ከም ዘሎ ተገሊፁ

ዝርገሐ ሕማም ኤች.ኣይ.ቪ ቫይረስ ኣብ ዘተሓሳስብ ብርኪ በፂሑ ከም ዘሎ ተገሊፁ፡፡ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ካብ ዞባታት ደቡብን ደቡብ ምብራቕን ዝተዉፃእፀኡ ክፋል ማሕበረሰብ ኣብ ከተማ ማይጨዉ ኣብ ዝሃቦ ስልጠና ዝርገሐ…

ንዕደና ወርቂ ተባሂሉ መሬት ትግራይ ብሓደገኛ ኬሚካል ይባድም ከምዘሎ ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ገሊጾም

ንዕደና ወርቂ ተባሂሉ መሬት ትግራይ ብሓደገኛ ኬሚካል ይባድም ከምዘሎ ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ገሊጾም። ንዕደና ወርቂ ተባሂሉ መሬት ትግራይ ብሓደገኛ ኬሚካል ይባድም ከምዘሎን ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ወርሒ ልዕሊ 28 ኩንታል ወርቂ…

ግደ ሲቪል ማሕበረሰብ ትግራይ ኣብ ፖለቲካዊ ምሕደራን ህንፀትን ትግራይ ዕዙዝ ግደ ከም ዘለዎ ተሓቢሩ። እዚ ዝተሓበረ ኣብቲ ግደ ሲቪል ማሕበረሰብ ትግራይ ኣብ ፖለቲካዊ ምሕደራን ህንፀት ዲሞክራሲያዊ ስርዓትን ዝጥምት ዋዕላ ሎሚ…

እዋናዊ መግለፂ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

እዋናዊ መግለፂ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንውዕሊ ፕሪቶሪያ ስዒቡ ዝተጣየሸ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብኽባር መስዋእትና ዝተረኽበ ኣንፃራዊ ሰላም ብምዕቃብ መሰረታዊ ሕቶታት ትግራይን ህዝባን ንምምላስ እናሰርሐ ምምፅኡ ዝፍለጥ እዩ። ይኹን…

ኣፈፃፅማ መደባት ሕሉፍ ዓመትን ቀፃሊ ኣንፈትን ስራሕቲ ዋን ዋሸ ናሸናል ፕሮግራም

ኣፈፃፅማ መደባት ሕሉፍ ዓመትን ቀፃሊ ኣንፈትን ስራሕቲ ዋን ዋሸ ናሸናል ፕሮግራም ኣብ ዋሸ ናሸናል ፕሮግራም ምዕራፍ ክልተ ኣፈፃፅማ መደባት 2016 ዓ.ምን ቀፃሊ ኣንፈትን ኣድሂቡ ኣብ ከተማ ኣክሱም ገምጋማዊ ስልጠና ከም…

Show Buttons
Hide Buttons