Month: January 2025

ዝተፈጠረ ፀገም ብሰላማውን ብዝተወደበ መንገዲን ተቓሊስና ክንፈትሖ ኢና ክብሉ ፕረዚዳንት ጌታቸው ረዳ ሓቢሮም

ዝተፈጠረ ፀገም ብሰላማውን ብዝተወደበ መንገዲን ተቓሊስና ክንፈትሖ ኢና ክብሉ ፕረዚዳንት ጌታቸው ረዳ ሓቢሮም። ነዙይ ዝሓበሩ ፕረዚዳንት ጌታቸው ረዳ ዝሓለፈ 15 ጥሪ 2017 ዓ.ም ብሽም ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ትግራይ ዕላዊ ንዝኾነ…

ተምሃሮ ደቂ ኣንስትዮ ሙስሊም ብሰንኪ ሕጃብ ካብ መኣዲ ትምህርቲ ክተኣጓጓላ ኣይግባእን። ከም መንግስቲ ድማ ቁዋምና ፍሉጥ እዩ ክብሉ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ተወከልቲ እምነት እስልምና ተቐቢሎም ዘዘራረቡ ፕረዚደንት…

“ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ንዘላቒ ልምዓትናን ሓድነትናን” ብዝብል ዋዕላ ኮምሽን ዕቀባ ሓመድን ማይን ክልል ሎሚ 14 ጥሪ 2017 ዓ.ም ከምዝተሳለጠ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ትግራይ ገሊፁ።

“ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ንዘላቒ ልምዓትናን ሓድነትናን” ብዝብል ዋዕላ ኮምሽን ዕቀባ ሓመድን ማይን ክልል ሎሚ 14 ጥሪ 2017 ዓ.ም ከምዝተሳለጠ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ትግራይ ገሊፁ። ሓላፊ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ…

እዋናዊ መግለፂ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

እዋናዊ መግለፂ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተኣወጀ ጀኖሳይዳዊ ኩናት ኣብ ልዕሊ ትግራይን ህዝባን ማእለያ ዘይብሉ ዕንወትን ብርሰትን ኣብፂሑ እዩ። በዚ ኩናት ህይወት ኣማእቲ ኣሽሓት ተቐዚፉ፣ ሚልየናት…

ስራሕቲ ተሽከርከርቲ ንምዝማን ይስራሕ ከምዘሎ ቢሮ መጓዓዝያን መራኸብን ትግራይ ኣፍሊጡ

ስራሕቲ ተሽከርከርቲ ንምዝማን ይስራሕ ከምዘሎ ቢሮ መጓዓዝያን መራኸብን ትግራይ ኣፍሊጡ። ቢሮ መጓዓዝያን መራኸብን ትግራይ ኣብ ሕብረተሰብ ንዘጋጥም ዘሎ ፀገም ስርዓት መጓዓዝያ ንምፍታሕ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምዃን ኣብ ወረዳታትን ከተማታትን ትግራይ…

Show Buttons
Hide Buttons