Month: April 2025

ቢሮ ጉዳያት ኮምዩኒኬሽን ዕማማት ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ንምትግባር ሓፂር ትልሚ ኣዳልዩ ምስ ሰራሕተኛታት ዘትዩ

ቢሮ ጉዳያት ኮምዩኒኬሽን ዕማማት ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ንምትግባር ሓፂር ትልሚ ኣዳልዩ ምስ ሰራሕተኛታት ዘትዩ። ህዝቢ ፅፁይ ሓበሬታ ንክረክብ፣ ሰላምን ድሕንነትን ንክረጋገፅ፣ ሰናይ ምሕደራ ክህሉን ዕማም ጊዚያዊ ምምሕዳር ንምትግባር ሓፂር ትልሚ…

ዝተመዛበሉ ወገናት ናብ መረበቶም ንምምላስ ይኹን ግዝኣታዊ ሓድነት ትግራይ ንምውሓስ ብሰላማዊ መንገዲ ከምዝስራሕ ፕረዚደንት ሌተናል ጀነራል ታደሰ ወረደ ገሊፆም

8ዝተመዛበሉ ወገናት ናብ መረበቶም ንምምላስ ይኹን ግዝኣታዊ ሓድነት ትግራይ ንምውሓስ ብሰላማዊ መንገዲ ከምዝስራሕ ፕረዚደንት ሌተናል ጀነራል ታደሰ ወረደ ገሊፆም። ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሌ/ ጀነራል ታደሰ ወረደ ምስ ኣምባሳደር ዓባይ…

ናይ እንኳዕ ኣብፅሐኩም መልእኽቲ ፕረዚደንት ሌተናል ጀነራል ታደሰ ወረደ

ናይ እንኳዕ ኣብፅሐኩም መልእኽቲ ፕረዚደንት ሌተናል ጀነራል ታደሰ ወረደ ፕረዚደንት ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሌተናል ጀነራል ታደሰ ወረደ ንመላእ ህዝቢ ትግራይ እንኳዕ ንብርሃነ ትንሳኤ ኣብፀሐካ ብምባል ኣብ ዝቕፅሉ ሰለስተ ኣውርሕ ዝስርሑ…

እዋናዊ መግለፂ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ትግራይ

እዋናዊ መግለፂ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ትግራይ ቤት ፅሕፈት ኮሙዩኒኬሽን ክልል ኣምሓራን ኣምሓራ ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬሽንን ሎሚ 08 ሚያዝያ “የተከዜ ትውልድ የተከዜ ዘብነቱን በተግባር ማሳየት ይጠበቅበታል” ዝብል ርእሲ ተጠቒሞም ኣብ ዘቃልሕዎ…

ህዝቢ ትግራይን ደገፍትን ንዝሃብኩምኒ ድጋፍን ንዘርአኹምኩኒ ክብርን ልዑል ናእዳ’ለኒ ክብሉ ንዝሓለፉ ክልተ ዓመታት ብፕረዝደንትነት ንትግራይ ዘገልገሉ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም

ህዝቢ ትግራይን ደገፍትን ንዝሃብኩምኒ ድጋፍን ንዘርአኹምኩኒ ክብርን ልዑል ናእዳ’ለኒ ክብሉ ንዝሓለፉ ክልተ ዓመታት ብፕረዝደንትነት ንትግራይ ዘገልገሉ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም ። ኣይተ ጌታቸው ረዳ ሎሚ ንዝተኻየደ ርኽኽብ ስልጣን ኣመልኪቱ ኣብ…

ሓሰኻ በለስ ኮችኔል ፣ኣብ 13 ጣብያታት ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም ብምስፍሕፍሑ ቁጠባዊ ሃሰያ እናብፀሐ ከም ዝርከብ ዘፈር ቁጠባ ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም ኣፍሊጡ

ሓሰኻ በለስ ኮችኔል ፣ኣብ 13 ጣብያታት ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም ብምስፍሕፍሑ ቁጠባዊ ሃሰያ እናብፀሐ ከም ዝርከብ ዘፈር ቁጠባ ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም ኣፍሊጡ ። ከም መብርሂ ምክትል ሓላፊ ዘፈር ቁጠባ ወረዳ ጋንታ…

ካብ ፌደራል መንግስቲ ዝተውሃባ ዝተፈላለዩ ዓቕሚ ዘለወን 85 ትራክተራት ምስ ዞባታት ትግራይ ሎሚ ዕለት ርክክብ ከም ዝተገበረ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ትግራት ኣፍሊጡ

ካብ ፌደራል መንግስቲ ዝተውሃባ ዝተፈላለዩ ዓቕሚ ዘለወን 85 ትራክተራት ምስ ዞባታት ትግራይ ሎሚ ዕለት ርክክብ ከም ዝተገበረ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ትግራት ኣፍሊጡ። ሓላፊ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ትግራይ ዶክተር…

Show Buttons
Hide Buttons