Month: July 2025

ሕዚ ዘሎ ስግኣት ኲናት ብሰለማዊ ዝርርብ ክፍታሕ ክንሰርሕ ይግባእ” ኢሎም ተወከልቲ ሽማግለታት ፌደራል

“ሕዚ ዘሎ ስግኣት ኲናት ብሰለማዊ ዝርርብ ክፍታሕ ክንሰርሕ ይግባእ” ኢሎም ተወከልቲ ሽማግለታት ፌደራል። ካብ ዝተፈላለያ ክልላት ኢ/ያ ዝመፁ ተወከልቲ ሽማግለታት ምስ ኣመራርሓ ግዝያዊ ምምሕዳር፣ መራሕቲ ሃይማኖትን ሲቪክ ማሕበረሰብን ትግራይ ይዝትዩ…

“ብዝኾነ ይኹን ምኽንያት ብወገን ትግራይ ዝጅመር ኲናት የለን” ክብሉ ፕረዚደንት ታደሰ ወረደ ገሊፆም

“ብዝኾነ ይኹን ምኽንያት ብወገን ትግራይ ዝጅመር ኲናት የለን” ክብሉ ፕረዚደንት ታደሰ ወረደ ገሊፆም። ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ ኣብ ዞባ ማእኸል ትግራይ ወረዳ ኣበርገለ የጭላ ጣብያ 7 ሕጉም…

ግብሪ ምኽፋል መግለፂ ስልጡን ማሕበረሰብ ክኸዉን ይግባእ ተባሂሉ።

ግብሪ ምኽፋል መግለፂ ስልጡን ማሕበረሰብ ክኸዉን ይግባእ ተባሂሉ። “ግብሪ ንሕዉየትን ዳግመ ህንፀትን ትግራይ” ብዝብል 1 ሓምለ 2017 ዓ/ም ንዝጅመር ምኽፋል ግብሪ ምኽንያት ብምግባር ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ከይዲ ስራሕ መዘጋጃቤታዊ…

ዘይመንግስታዊ ትካላት ኣብ ዳግመ ህንፀት ትግራይ ናይ ባዕለን ተራ ክፃወታ ይግባእ።” ፕረዚደንት ሌ/ጀ ታደሰ ወረደ

“ዘይመንግስታዊ ትካላት ኣብ ዳግመ ህንፀት ትግራይ ናይ ባዕለን ተራ ክፃወታ ይግባእ።” ፕረዚደንት ሌ/ጀ ታደሰ ወረደ ዓመታዊ ፎረም መንግስትን ሲቪክ ማሕበራትን ትግራይ ሎሚ 26 ሰነ 2017 ዓም ኣብ ከተማ መቐለ እናተሳለጠ…

Show Buttons
Hide Buttons