Month: February 2026

እዋናዊ መግለፂ ቢሮ ጉዳያት ከሙዩኒኬሽን ትግራይ

እዋናዊ መግለፂ ቢሮ ጉዳያት ከሙዩኒኬሽን ትግራይ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ሕገ-መንግስታዊ ግዝኣታት ትግራይ ኣመልኪቱ ዘውፅኦ መግለፂ ሕጋውነት የብሉን! ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሎሚ ዕለት 16/06/2018 ዓ/ም ን5 ናቑጣታት…

ህዝቢ ትግራይ ተወዲቡ ተቓሊሱ ስርዓት ደርጊ ደምሲሱ ዓወት ዝሓፈሰሉ እዋን ከምዝኾነ ፕረዚደንት ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሌተናል ጀነራል ታደሰ ወረደ ገሊፆም

ህዝቢ ትግራይ ተወዲቡ ተቓሊሱ ስርዓት ደርጊ ደምሲሱ ዓወት ዝሓፈሰሉ እዋን ከምዝኾነ ፕረዚደንት ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሌተናል ጀነራል ታደሰ ወረደ ገሊፆም። ፕረዚደንት ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሌተናል ጀነራል ታደሰ ወረደ ነዚ ዝገለፁ…

ክብርታት ለካቲት ዓቂብና ሰለማውን ፖለቲካውን ቃልስና ነሐይል!

ክብርታት ለካቲት ዓቂብና ሰለማውን ፖለቲካውን ቃልስና ነሐይል! ህዝቢ ትግራይ ንዘበናት ብመቑሕ ገዛእቲ ተቐይዱ ብሄራውን ደርባውን ዕብለላን ጭቆናን ይበፅሖ ነይሩ። ነቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ተዳዕኒኑ ዝነበረ ኩለመዳያዊ ወፅዓ ንምቕንጣጥ ዓሊሞም…

ኣብዚ ዓመት ካብ ሃፍቲ መዓድን 4 ቢልዮን ብር ንምርካብ ይሰርሕ ከም ዘሎ ቢሮ መዓድን ትግራይ ኣፍሊጡ

ኣብዚ ዓመት ካብ ሃፍቲ መዓድን 4 ቢልዮን ብር ንምርካብ ይሰርሕ ከም ዘሎ ቢሮ መዓድን ትግራይ ኣፍሊጡ። ቢሮ መሬት ትግራይ የካየዶ ኣብ ዘሎ ገምጋም ፍርቂ ዓመት ዝተረኸባ ሓላፊት ቢሮ መዓድን ትግራይ…

Show Buttons
Hide Buttons