ኣብ ፅባሕ መዓልቲ ሰማእታት 16 ሰነ 2011ዓ/ም ካብ 200 ክሳብ 250 ሚልዮን ብር ካብ ነጋዶ ፣ ሰብ ሃፍቲ ተጋሩን ፈተውቲ ትግራይን ንምእካብ ትልሚ ዝተትሓዘሉ ታሪኻዊ እቶት ናይ ምትእኽኻብ ቴሌቶን ኣብ ከተማ መቐለ ሓወልቲ ሰማእታት ከምዝሳለጥ ኣሳናዳኢት ኮሚቴ ነጋዶን ሰብ ሃፍቲን ከተማ መቐለ ሎሚ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ ሓቢሮም፡፡
እቲ ሰነ ሰርዓት እቶት ምትእኽኻብ ብቀጥታ ፈነወ ሚድያ እናተዓጀበ ሰለ ዝሳለጥ ኣብ ኩሉ ክፍለ ዓለም ዘሎ ትግራዋይ ከምዝሳተፍን ኣበርኽትኡ ከም ዝገልፅን እቲ መዳለዊ ኮሚቴ ገሊፁ ፡፡

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ
መቐለ 30.ጉንበት 2011ዓ/ም

By admin

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

Show Buttons
Hide Buttons