ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ብር 17.368 ቢልዮን ኣፅዲቑ።
 
ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ 14 ሓምለ 2015 ዓ/ም ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ፣ ዝቐረበሉ ረቂቕ በጀት ዓመት 2016 ብዝርዝር ድሕሪ ምዝታይ፤ ብር 17.368 ቢልዮን ኣፅዲቑ።
#ቤት ፅሕፈት ፕረዝደንት
 
ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ትግራይ
18 ሓምለ 2015 ዓ.ም
መቐለ

By admin

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

Show Buttons
Hide Buttons