ኣብ ምስፋሕ ከተማታት ዘድሃበ ዘተ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ዘተ ፕረዚዳንት ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ፌደራል፣ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝተወኩሉን ካልኦት ዕዱማት ኣጋይሽን ሎሚ 11 ሕዳር 2016 ዓ.ም ኣብ ከተማ መቐለ ይሳተፉ ኣለዉ። ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ትግራይ 11 ሕዳር 2016 ዓ.ም መቐለ Post navigation ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ኣብ ዙርያ ምጥያሽ ኣማኻሪ ካውንስል ግዝያዊ ምምሕዳር ጠሚቶም ካብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ምስ ዝመፁ መናእሰይ ፣ደቂ ኣንስትዮን ዓበይቲ ዓድን ሎሚ 6 ሕዳር 2016 ዓ.ም ዘተ የካይዱ ኣለዉ ኣየርላንድ ኩለመዳያዊ ፀገማት ህዝቢ ትግራይ ንምቅላል ኣብ ዘኽእሉ ንምስታፍ ድልውነታ ኣረጋጊፃ