ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ምስ ልኡኽ ጉጅለ ውድብ ጥዕና ዓለም ዘተ ኣካይዶም ። ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ካብ ውድብ ጥዕና ዓለም ምስ ዝመፀ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ኣብ ሓፈሻዊ ኩነታት ጥዕና ትግራይን ብሰንኪ ኲናት ዝዓነው ትካላት ጥዕና ትግራይን ትኹረት ዝገበረ ዘተ ኣካይዶም ። 11 ሓምለ 2016 ዓ.ም መቐለ Post navigation ካልኣይ ዙር ምምላስ ተመዛበልቲ ዞባ ደቡብ ትግራይ ይሳለጥ ኣሎ ሰላም ትግራይ ንምውሓስን ልዕልነት ሕጊ ንምርግጋፅን ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ