ልኡኻትኣሜሪካ፣ኢንግሊዝ፣ጣልያን፣ጀርመን፣ዴንማርክ፣ ፈረንሳይን ሕብረት ኣውሮፓን ኣብ ህልዊ ኩነታት ትግራይ ፕረዚዳን ጌታቸው ረዳ ንምዝታይ ሎሚ 04 ለካቲት 2017 ዓ.ም መቐለ ኣትዮም።

ልኡኻት ሃገራት ኣመሪካ ፣ኢንግሊዝ ፣ጣልያን ፣ጀርመን ፣ዴንማርክ ፣ፈረንሳይን ሕብረት ኣውሮፓን ምስ ፕሬዝደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ጌታቸው ረዳ ኣብ ህልዊ ኩነታት ትግራይ ንምዝታይ መቐለ ኣትዮም።

እቶም ልኡዃት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባ ነጋ እንትበፅሑ ብፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ኣቀባበላ ተገይሩሎም።

እቶም ልኡኻት ኣብ ጉዳይ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶርያ፣ህልዊ ኩነታት ትግራይን ኣብ ምርግጋፅ ዘላቒ ሰላምን ክዝትዮ ትፅቢት ይግበር።

04 ለካቲት 2017 ዓ.ም
መቐለ

By admin

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

Show Buttons
Hide Buttons