ኣብ ወረዳ ቆላ ተምቤን ጣብያ ደብረ ገነት ምእንቲ ህዝቢ ትግራይ ብኽብሪ ዝተሰውኡ ጀጋኑ ስነ ስርዓት ምልዓል ኣስከሬን ተፈፂሙ።
አብቲ ምልዓል አስከሬን ዝተረኸቡ አርሚ 60 ፣ ወረዳ ሃርበኛታትናይ ናይወረዳ አማራርሓ፣ናይ ማእኸል ወረዳ ፓሊስን ናይጣብያ ደብረ ገነት መላእ ህዝቢ ብምርካብ ናይ ጀጋኑ ሰማእታት እሰከርየን ናብ ዝተዳለወሎም መዕረፊ ቦታ ብኽብሪ ዓሪፎም።
አብኡ ተረኺቦም መልእኽቲ ዛሕለፉ ዋና አማሓዳሪ ወረዳ ቆላ ተምቤን አይተ ባህረ ተወለመድህን አብዚ ተረኺብና ዘለና ክንበኪ ክንሓዝን አይኮናን አብዚ ተረኺብና ዘለና ምእንተ ሃላዋት ህዝብን ትግራይ ኢሎም ክብሩ ሂወቶም ዝኸፈሉ ጀጋኑ ስውአትና ክብሪ ስለዝግቦኦምን ትምኒቶም ስላም ዲሞክራሲንምንጋስ ስለዝነበረ ነዚ ራእዮም ጋህዲ ንምግባር ካባና ድማ እዚ ተግባራዊ ብምግባርን ስድራ ስውአት ምሕብሓብን ክኸውን ይግባእ ኢሎም።
የካቲት16/2017ዓ/ም
ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና!!
ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽንና ትግራይ
 
 
 
 
 
 
 
 
 
 
 
 
 
 
 
 
 
 

By admin

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

Show Buttons
Hide Buttons