በዓል ዓይን ዋሪ – ኣኽሱም !!
ኣብ ከተማ ኣኽሱም 24 ነሓሰ ብድምቀት ዝኽበር በዓል ዓይንዋሪ ባህላውን ሃማኖታውን ክብርታቱ ሓልዩ ክኽበር ቅድመ ምድላዋት እናተወጋገነ እዩ ።
ደቂ ዓይኒ ዋሪ ባህላዊ መጋየፅታትን ኣልባሳትን ኣብ ምዕዳግ ይርከባ ።
በዓል ዓይን ዋሪ ባህላውን ሃማኖታውን ክብርታቱ ሓልዩ ብድምቀት ከበዓል ኩሉ ሓላፍነቱ ክዋፀእ ይግባእ ክብሉ ዝተፈላለዩ ክፋት ሕብረተሰብ ንድወት ገሊፆም ።
እቲ በዓል ባህላውን ሃማኖታውን ክብርታቱ ሓልዩ እንትበዓል ኣብ ዕቤት ቱሪዝም ዓብይ እጃም ይህልዎ ክብል ድማ ቤት ፅሕፈት ባህልን ቱሪዝምን ከተማ ኣኽሱም ኣፍሊጡ ።

By admin

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

Show Buttons
Hide Buttons