ተመዛበልቲ ህፁፅ ሓገዝ ዝፅበይሉ ዘይኮነስ ናብ ዓዶም ተመሊሶም ሰሪሖም ንባዕሎም ኮይኖም ንካልኦት ዝሕግዝሉ ኩነታት ንምንዳይ ድልውነት መንግስቲ ሓቲቶም።
 
እዙይ ዝተገለፀ ኣብ ከተማ ሽረ-እንዳስላሰ ኣብ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ፍረ-ስውኣት ዝርከቡ ተመዛበልቲ ብፕረዚደንት ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ ዝምራሕ ጉጅለ ዳህሳስ ኣብ ዝተኻየደሉ እዋን እዩ።
እቲ ዳህሳስ ካብ ወረዳ ኣስገደ ጣብያ ሕፃፅ፣ ኣብ ከተማ ሽረ-እንዳስላሰ፣ ኣብ ሙሉእ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ፀሃየ ቀፂሉ እውን ኣብ ቤት ትምህርቲ ፍረ-ስውኣት ዝርከቡ ተመዛበልቲ ኣዘራሪቦም።
 
ቢሮ ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ትግራይ
18 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም
መቐለ

By admin

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

Show Buttons
Hide Buttons