ሰሙናዊ መልእኽቲ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ትግራይ
ሰሙናዊ መልእኽቲ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ትግራይ “ቅርሺ ብሳንዱቕ ወይ ሬሳ ብሳንዱቕ!!”ዝብል እከይ ኣበሃህላ ንመክት!! ህዝቢ ትግራይ ካብ ቀደም ካብ ጥንቲ ናብ ወለዶታት እናሳገሮም፣ ካብ ዝመፁን፣ ዘለዉን ክብርታት፣ ዓርሰ እምነትን…
ሰሙናዊ መልእኽቲ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ትግራይ “ቅርሺ ብሳንዱቕ ወይ ሬሳ ብሳንዱቕ!!”ዝብል እከይ ኣበሃህላ ንመክት!! ህዝቢ ትግራይ ካብ ቀደም ካብ ጥንቲ ናብ ወለዶታት እናሳገሮም፣ ካብ ዝመፁን፣ ዘለዉን ክብርታት፣ ዓርሰ እምነትን…
ብቫይረስ ኮሮና ዝተጠቕዐ ሰብ ኣብ ኢትዮጵያ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ጥዕና ኢፌዴሪ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ኣረጋጊፁ። እቲ ብቫይረስ ኮረና ዝተለኸፈ ውልቀ ሰብ ጃፓናዊ ከምዝኾነ እውን ተገሊፁ። እቲ ወዲ 48 ዓመት…
ሓፂር ታሪኽ ህይወት ተጋዳሊት ነፃነት ኣስፋው ተጋዳሊትነፃነትኣስፋው፣ ካብ ኣቡኣ ኣስፋው ንጉስን ኣዲኣ መምህር ተበርህ ተወልደመድህንን 17 መስከረም 1937 ዓ.ም ኣብ ዞባ ማእከል ትግራይ ከተማ ዓድዋ ተወሊዳ፡፡ ዕድሚኣ ንትምህርቲ ምስ በፅሐ…
ስነ-ስርዓት ቀብሪ ነባር ጋዜጠኛን ተጋዳሊትን ነፃነት ኣስፋው ኣብ መቐለ ቤተ ክርስትያን ቅዱስ ገብርኤል ኣብ ዝርከብ መቓብር ሓርበኛታት ትግራይ ተፈፂሙ :: ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስን ክልል ትግራይ ንስድራ ቤታ፣ ንፈተውታ፣ ንኹሎም…
መግለፂ ቅዋም ፎረም ውድባትን ማሕበራትን ትግራይ ሎመዓንቲ ዕለት 28 ለካቲት 2012 ዓ/ም ኣብ ትግራይ ንፈለማ እዋን መስራቲ ጉባኤ 23 ማሕበራትን ሰለስተ ፖለቲካ ውድባትን “ምርግጋፅ ህልውናን ድሕንነትን ህዝቢ ትግራይ” ብዝብል መሪሕ…
በ124 ዓመት የዓድዋ በአል ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ያስተላለፉት መልእክት =============== ክብርት ፕሬዝዳንት ሳሕለወርቅ ዘውዴ የኢፌዲሪ ፕሬዜዳንት ክብርት ወ/ሮ ከርያ ኢብራሂም የኢፌዲሪ ፌዴሬሽን ምክር ቤት አፈ-ጉባኤ ክብርት ዶ/ር ሂሩት ካሳው የኢፌዲሪ…