Month: September 2023

ስነ ስርዓት ኣቀባብላ ጀጋኑ ተጋደልቲ ተሓብሐብቲ ጉድኣት ኩናት ኣባላት ሰራዊት ትግራይ

ስነ ስርዓት ኣቀባብላ ጀጋኑ ተጋደልቲ ተሓብሐብቲ ጉድኣት ኩናት ኣባላት ሰራዊት ትግራይ፣ ላዕለዎት ሰብ መዚን ወታደራዊ መራሕትን ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ነበር ቀፅሪ መለስ ኣካዳሚ ዝርከብ ማእኸል መሐብሐቢ ጀጋኑ ዉጉኣት ይሳለጥ ኣሎ…

ፕሬዚደንትን ምክትል ፕሬዚደንትን ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ፣ ምስ ዳያኑን ሬጅስትራራት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ይዝትዩ ኣለዉ

ፕሬዚደንትን ምክትል ፕሬዚደንትን ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ፣ ምስ ዳያኑን ሬጅስትራራት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ይዝትዩ ኣለዉ ፕሬዚደንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ዶክተር ር ፀጋይ ብርሃነ ምስ ምክትል ፕሬዚደንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኣይተ ገብረኣምላኽ…

ኣብ ወረዳ ሳሓርቲ ስልጠና መምህራን እናተሳለጠ ይርከብ

ኣብ ወረዳ ሳሓርቲ ስልጠና መምህራን እናተሳለጠ ይርከብ ኣብ ወረዳ ሳሓርቲ ኣብ 31 ኣብያተ ትምህርቲ፣ ኣብ መምህራን ዝበፅሐ ፀገም ስነልቦና ብወሳናይ መልክዑ እውን እንተኾነ ብምሕጋዝ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር እዚ ዓመት ንምጅማር…

“በዓል መስቀል ንሰላምን ዳግመ ሕውየትን ትግራይ” ብዝብል መራሒ ሓሳብ ኣብ ትግራይ ክኽበር እዩ

“በዓል መስቀል ንሰላምን ዳግመ ሕውየትን ትግራይ” ብዝብል መራሒ ሓሳብ ኣብ ትግራይ ክኽበር እዩ በዓል መስቀል 2016 ዓ.ም፣ “በዓል መስቀል ንሰላምን ዳግመ ሕውየትን ትግራይ” ብዝብል መራሒ ሓሳብ ኣብ ትግራይ ከም ዝኽበር…

መግለፂ ሰናይ ትምኒት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ

መግለፂ ሰናይ ትምኒት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ================================= ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ንመላእ ህዝቢ ትግራይ፣ ንሓይልታት ፀጥታ ትግራይ፣ ንጀጋኑ ዉጉኣትን ጉዱኣት ኣካልን፣ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ንዘሎ ዲያስፖራ ትግራይን ፈተውትን ደገፍትን ቃልሲ ህዝቢ…

ኣብ መቐለ 2 ጳጉሜን 2015 ዓ.ም ክካየድ ዝተሓሰበ ዘይሕጋዊ ሰልፊ ብምትሕብባር ኣካላት ፀጥታ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ከም ዝፈሸለ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ኣፍሊጡ

ኣብ መቐለ 2 ጳጉሜን 2015 ዓ.ም ክካየድ ዝተሓሰበ ዘይሕጋዊ ሰልፊ ብምትሕብባር ኣካላት ፀጥታ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ከም ዝፈሸለ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ከተማ…

“ብድልዱል ውዳበ፣ ብንፁር ዕላማን ብፍፁም ንኽእል ኢና ዝብል መንፈስን ብዙሕ ነገራት ከንቕይር ከምእንኽእል ካብ ቀደማይ ወያነ ክንመሃር ይግባእ” ፕሬዝደንት ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ

“ብድልዱል ውዳበ፣ ብንፁር ዕላማን ብፍፁም ንኽእል ኢና ዝብል መንፈስን ብዙሕ ነገራት ከንቕይር ከምእንኽእል ካብ ቀደማይ ወያነ ክንመሃር ይግባእ” ፕሬዝደንት ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ 2 ጳጉሜን ቀዳማይ ወያነ ቅድሚ…

ፕረዚዳንት ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣድሂቦም ሎሚ 01 ጳጉሜን 2015 ዓ.ም ንጋዜጠኛታት መግለፂ ሂቦም

ፕረዚዳንት ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣድሂቦም ሎሚ 01 ጳጉሜን 2015 ዓ.ም ንጋዜጠኛታት መግለፂ ሂቦም ኣለዉ። ኣብ መግለፂኦም ብመሰረት ውዕሊ ፕሪቶርያ ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ በቲ ሕገ…

“ወረቐት ኣልባ ትግራይ” ብዝብል መራሒ ሓሳብ መድረኽ ዘተ ተሳሊጡ

“ወረቐት ኣልባ ትግራይ” ብዝብል መራሒ ሓሳብ መድረኽ ዘተ ተሳሊጡ እቲ ሎሚ ብኣዳላውነት ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ትግራይ፣”ወረቐት ኣልባ ትግራይ” ብዝብል መራሒ ሓሳብ ዝተሳለጠ መድረኽ፣ ስራሕቲ ቴክኖሎጅታት ብምትእትታው ኣብ ትግራይ ኣብ…

ንሕውየትን ዳግመ ህንፀትን ወረዳ ኢሮብ ዝዓለመ መድረኽ ምትእኽኻብ እቶት ተሳሊጡ

ንሕውየትን ዳግመ ህንፀትን ወረዳ ኢሮብ ዝዓለመ መድረኽ ምትእኽኻብ እቶት ተሳሊጡ ። ማሕበር ልምዓት ኢሮብ ብሰንኪ ልፍንታውያን ወረርቲ ሓይልታት ንዝዓነውን ዝተጉሓሉን መሰረተ ልምዓት እታ ወረዳ ንምሕዋይን ዳግመ ህንፀትን ዝዓለመ መድረኽ ምትእክኻብ…

Show Buttons
Hide Buttons