Month: December 2023

ብፀላእቲ ዝዓነወ ናውቲ ትምህርቲ ንምምላእ ይስራሕ ኣሎ

ብፀላእቲ ዝዓነወ ናውቲ ትምህርቲ ንምምላእ ይስራሕ ኣሎ። ኣብ ወረዳ ሓውዜን ከተማ መጋብ ዝርከብ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ብፀላእቲ ዝዓነወ ናውቲ ብፈተውትን ተወለድትን ንምቅላል ይስራሕ ከምዘሎ ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ እቲ ወረዳ…

ምጥንኻር ውዳበታት ማሕበረሰብ ፎረም፣ ንውፅኢታዊ ስራሕቲ ምክልኻል ገበን

ምጥንኻር ውዳበታት ማሕበረሰብ ፎረም፣ ንውፅኢታዊ ስራሕቲ ምክልኻል ገበን ኣብ ከተማ መቐለ ውፅኢታዊ ስራሕቲ ምክልኻል ገበን ንምውጋን ምጥንኻር ውዳበታት ማሕበረሰብ ፎረም ኣማራፂ ዘይብሉ መስርሕ ምዃኑ ኣብቲ ሎሚ ኣብ መቐለ ዝተሳለጠ ስልጠና…

ፕሬዝደንት ጌታቸው ረዳ ወገናትና ንምድሓን ዝዓለመ መድረኽ ብዕሊ ከፊቶም

ፕሬዝደንት ጌታቸው ረዳ ወገናትና ንምድሓን ዝዓለመ መድረኽ ብዕሊ ከፊቶም ፕሬዝደንት ጌታቸው ረዳ ብሰንኪ ድርቂ ዝወለዶ ጥምየት ንከቢድ ሓደጋ ዝተቓልዑ ወገናትና ንምድሓን ዝዓለመ መድረኽ ሎሚ 02 ታሕሳስ 2016 ዓ.ም “ህፁፅ ምላሽ…

ፕረዝደንት ጌታቸው ረዳ ምስ ብፍሉይ ልኡኽ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዙ ቢንግ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ እናዘተዩ እዮም

ፕረዝደንት ጌታቸው ረዳ ምስ ብፍሉይ ልኡኽ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዙ ቢንግ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ እናዘተዩ እዮም ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ጉዳይ ሰብኣዊ ሓገዝ፣ከይዲ ህንፀቱ ተቛሪፁ…

ፀገማት ፈሊኻ ንቐፃሊ ፍትሒ ንምርግጋፅ ዝዓለመ መድረኽ ኣብ ከተማ መቐለ ከምዝተሳለጠ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ሓቢሩ

ፀገማት ፈሊኻ ንቐፃሊ ፍትሒ ንምርግጋፅ ዝዓለመ መድረኽ ኣብ ከተማ መቐለ ከምዝተሳለጠ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ሓቢሩ ። ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ምስ ጀስቲስ ፍር ኦል ፕሪዘን ፊለውሽፕ ኢትዮጵያ/justice…

ለበዳ ኤችኣይቪ ኤድስ ንምክልኻልን ንምዕጋትን ብሓባር ንውፈር!!

ለበዳ ኤችኣይቪ ኤድስ ንምክልኻልን ንምዕጋትን ብሓባር ንውፈር!! ኣብ ህልው ኩነታት መሰረት ኤችኣይቪ ኤድስ መሰረት ዝገበረ፣ “ለበዳ ኤችኣይቪ ኤድስ ንምክልኻልን ንምዕጋትን ብሓባር ንውፈር!!” ብዝብል መራሒ ሓሳብ ኣብ ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ…

“ኣብ ስራሕቲ ምክልኻል ኤች ኣይቪ ኤድሽ ሸለል ኢልካ ዝሕለፍ ነገር ክህሉ ኣይብሉን” መራሕቲ ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓድን ከተማ ማይጨው

“ኣብ ስራሕቲ ምክልኻል ኤች ኣይቪ ኤድሽ ሸለል ኢልካ ዝሕለፍ ነገር ክህሉ ኣይብሉን” መራሕቲ ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓድን ከተማ ማይጨው እቶም መራሕቲ ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓድን ከተማ ማይጨው ነዚ ዝገለፁ ብምኽንያት መበል 35…

Show Buttons
Hide Buttons