Category: ቅዋም መንግስቲ

ከይተደናገፅና ተሰጣጢምና ኣብ ሰለስተ ግምባራት ዓሲልና ንመክት!!

ሰሙናዊ መልእኽቲ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ =============================================== ከይተደናገፅና ተሰጣጢምና ኣብ ሰለስተ ግምባራት ዓሲልና ንመክት!! ዓለምለኸ ተላባዲ ሕማም ኮሮና ቫይረስ /ኮቪድ 19/፣ ኩለመዳያዊ ስግኣት ዓለምና ካብ ዝኸውን መበል 6ይ…

ሰሙናዊ መልእኽቲ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ

ሰሙናዊ መልእኽቲ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ===================================================== “ገ እናበሉኻ ዶ ትጋገ! “ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ፣ ህዝብና፣ ካብ ተላባዲ ሕማም፣ቫይረስ ኮሮና /covid 19/፣ንምክልኻል ዝሕግዝ ድንጋገ ህፁፅ እዋን፣ ኣውፂኡ…

ኮረና ቫይረስ እናመከትና – ንዕሰል ኣብ ቀንዲ ውራይና!!

ሰሙናዊ መልእኽቲ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኮረና ቫይረስ እናመከትና – ንዕሰል ኣብ ቀንዲ ውራይና!! ብሄራዊ፣ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ፣ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ብክልል ብርኪ ግብረ-ሓይሊ ኣጣይሹ ዝልዓለ መሪሕነት ዓርፊዎ፣ ዉሽጣዊ ዓቕሙ…

ሰሙናዊ መልእኽቲ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ትግራይ

ሰሙናዊ መልእኽቲ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ትግራይ “ቅርሺ ብሳንዱቕ ወይ ሬሳ ብሳንዱቕ!!”ዝብል እከይ ኣበሃህላ ንመክት!! ህዝቢ ትግራይ ካብ ቀደም ካብ ጥንቲ ናብ ወለዶታት እናሳገሮም፣ ካብ ዝመፁን፣ ዘለዉን ክብርታት፣ ዓርሰ እምነትን…

መግለፂ ቅዋም ህዝባዊ ኮንፈረንስ ትግራይ

መግለፂ ቅዋም ህዝባዊ ኮንፈረንስ ትግራይ ~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~ መስመርና ኣፅኒዕና ንመኸተ ብዝብል መሪሕ ቃል ካብ ዝተፈላለዩ ሕብረተሰባዊ ክፋላት ትግራይ ማለት እውን ሓረስታይ፣መንእሰይ፣ ደቂ ኣነስትዮ፣ ሙሁራን፣ ነበርቲ ከተማታት ልምዓታዊ ሰብ ሃፍትን ነጋዶን፣ ስድራ…

Show Buttons
Hide Buttons