ዋሕስ ትግራይና ህዝብና!!
መግለፂ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ዋሕስ ትግራይና ህዝብና!! አርሒቁ ዝእምትን ካብ ብጕሓቱ ፀላእትና ብብረት’ምበር ብኣተሐሳስባ ገና ዘይሰዓርናዮም ምኳንናን ኣስተውዒልና ክንቃለስ ከም ዘለናን፣ ክቡር መራሒና ተጋዳለይ መለሰ ዜናዊ “ሕዚ…
መግለፂ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ዋሕስ ትግራይና ህዝብና!! አርሒቁ ዝእምትን ካብ ብጕሓቱ ፀላእትና ብብረት’ምበር ብኣተሐሳስባ ገና ዘይሰዓርናዮም ምኳንናን ኣስተውዒልና ክንቃለስ ከም ዘለናን፣ ክቡር መራሒና ተጋዳለይ መለሰ ዜናዊ “ሕዚ…
ሰሙናዊ መልእኸቲ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ “ትካላት ት.እ.ም.ት ሰረት ኢንዳስትርያላዊ ምዕባለ እየን”!! ህዝቢ ትግራይ ልዕሊ ኹሉ ሰሪዐ ዝሪኦ፣ ቐንዲ ፀላእየን ምንጪ ኩሎም ፀገማተይን ድኽነት እዩ ኢሉ፣ ኩሎም ዓቕምታቱን…
የዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ሙሉ መልእክት! የተከበራችሁ የፌዴራልና የክልል ከፍተኛ የመንግስት ሃላፊዎች፣ የተከበራችሁ የመላ ኢትዮጵያ ትምህርት ቤቶች ስፖርት ውድድር ተሳታፊዎች፣ የተከበራችሁ የመቐለና አካባቢዋ ነዋሪዎችና ታዳሚ እንግዶች፣ ክቡራትና ክቡራን ፣
መግለፂ ቅዋም ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ብሄራዊ፣ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ፣ ብሓፈሻ ንተቐባላይ ጋሻ ጭዋ ህዝቢ ትግራይን ንነበርቲ ከተማ መቐለን፣ ብፍላይ ንኣፍቀርቲ ስፖርት እንኳዕ ንሳልሳይ መላእ ሃገር ለኸ ፀዋታታት…
ሰሙናዊ መልእኽቲ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ትግራይ ’’ብፅንዓት ናብ ልምዓት!!’’ ================== ህዝቢ ትግራይ ብመሪሕ ውድቡ ህወሓት እናተመርሐ ስርዓት ወታደራዊ ፋሽሽት ደርጊ ንምድምሳስ ኣብዝገበሮ ነዊሕን መሪርን ናይ 17 ዓመታት ብረታዊ ተጋድሎ፣…
ህዝቢ ትግራይ ብመሪሕ ውድቡ ህወሓት/ኢህወዴግ እናተመርሐ ምስ መላእ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ ብሓባር ብምዃን ብዘካየዶ ቃልስን ዝኸፈሎ መሪር መስዋእትነትን ንውልቀ መላኺ ወተሃደራዊ ስርዓት ደርግ ድሕሪ ምስዓሩ ዘላቒ ሰላምን ውሕስንኡ ዘተኣማምን…