ህዝብታት ትግራይን ኦሮሞን ብሓባር ንቃለሰሉ መድረኽ በፂሕና” ተወከልቲ ክልል ኦሮምያ
“ህዝብታት ትግራይን ኦሮሞን ብሓባር ንቃለሰሉ መድረኽ በፂሕና” ተወከልቲ ክልል ኦሮምያ ህዝብታት ትግራይን ኦሮሞን ምሕዝነቶም ንምጥንኻር ኣብ በዓል ኣሸንዳ ዝተረኸቡ ኣባ ገዳታትን ተወከልቲ መንግስቲ ክልል ኦሮሚያን ንዳግመ ሕውየት ትግራይ ዝውዕል ሓገዝ…
“ህዝብታት ትግራይን ኦሮሞን ብሓባር ንቃለሰሉ መድረኽ በፂሕና” ተወከልቲ ክልል ኦሮምያ ህዝብታት ትግራይን ኦሮሞን ምሕዝነቶም ንምጥንኻር ኣብ በዓል ኣሸንዳ ዝተረኸቡ ኣባ ገዳታትን ተወከልቲ መንግስቲ ክልል ኦሮሚያን ንዳግመ ሕውየት ትግራይ ዝውዕል ሓገዝ…
ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ መዓልቲ ልዕሊ 96 ሚእታዊ ህዝቢ ተመዝጊቡ ካርዲ ወሲዱ ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ መዓልቲ 2 ነጥቢ 6 ሚልዮን ማለት 96.2 ሚእታዊ ህዝቢ ንመረፃ ብምምዝጋብ መምረፂ ካርዲ ከምዝወሰደ ቤት ፅሕፈት…
ሰሙናዊ መግለፂ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኣብ ቀንዲ ዋኒና ዓሲልና-ውራያትና ነዕውት!! ኣብዚ ዘለናሉ ወሳኒ መድረኽ ቃልስን ዓወትን፣ ኣብ ትግራይን ካብ ትግራይ ወፃኢን፣ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ሃገርናን ወፃኢ ዓድታትን ዘሎ ህዝቢ…
ብ ዶ.ር ክንፈ ኣብርሃ (መቐለ ዪኒቨርስቲ) ኣብ ውሽጢ ሃገራት ይኹን ኣብ ሞንጎ ሃገራት ዘጋጥም ወይ’ውን ከጋጥም ዝኽእል ጎንፂ እተን ሃገራት ንልምዓት ከውዕለኦ ዝነ በረን ፀጋታት ብሙሉኡ (ጊዜ፣ ሓይሊ ሰብ፣ ንዋትን…