ንልዕሊ 20 ዓመት ቀንዲ ሕቶ ህዝቢ ኮይኑ ዝፀንሐ ፀገም ግልጋሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከም ዝፍታሕ ጀነራል ታደሰ ገሊፆም
ንልዕሊ 20 ዓመት ቀንዲ ሕቶ ህዝቢ ኮይኑ ዝፀንሐ ፀገም ግልጋሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከም ዝፍታሕ ጀነራል ታደሰ ገሊፆም ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ ነዚ ዝበሉ ሎሚ ሚያዝያ 01/2018 ዓ/ም…
ንልዕሊ 20 ዓመት ቀንዲ ሕቶ ህዝቢ ኮይኑ ዝፀንሐ ፀገም ግልጋሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከም ዝፍታሕ ጀነራል ታደሰ ገሊፆም ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ ነዚ ዝበሉ ሎሚ ሚያዝያ 01/2018 ዓ/ም…
Current Statement from the Interim Administration of Tigray It is a recognized truth that the people of Tigray, through a bitter struggle and immense sacrifice alongside other oppressed peoples,…
እዋናዊ መግለፂ ቢሮ ጉዳያት ከሙዩኒኬሽን ትግራይ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ሕገ-መንግስታዊ ግዝኣታት ትግራይ ኣመልኪቱ ዘውፅኦ መግለፂ ሕጋውነት የብሉን! ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሎሚ ዕለት 16/06/2018 ዓ/ም ን5 ናቑጣታት…
ህዝቢ ትግራይ ተወዲቡ ተቓሊሱ ስርዓት ደርጊ ደምሲሱ ዓወት ዝሓፈሰሉ እዋን ከምዝኾነ ፕረዚደንት ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሌተናል ጀነራል ታደሰ ወረደ ገሊፆም። ፕረዚደንት ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሌተናል ጀነራል ታደሰ ወረደ ነዚ ዝገለፁ…
Preserving the Legacy of Yekatit 11, We Intensify Our Peaceful and Political Struggle! For generations, the people of Tigray endured the chains of successive rulers, suffering under national and class…
ክብርታት ለካቲት ዓቂብና ሰለማውን ፖለቲካውን ቃልስና ነሐይል! ህዝቢ ትግራይ ንዘበናት ብመቑሕ ገዛእቲ ተቐይዱ ብሄራውን ደርባውን ዕብለላን ጭቆናን ይበፅሖ ነይሩ። ነቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ተዳዕኒኑ ዝነበረ ኩለመዳያዊ ወፅዓ ንምቕንጣጥ ዓሊሞም…
ኣብዚ ዓመት ካብ ሃፍቲ መዓድን 4 ቢልዮን ብር ንምርካብ ይሰርሕ ከም ዘሎ ቢሮ መዓድን ትግራይ ኣፍሊጡ። ቢሮ መሬት ትግራይ የካየዶ ኣብ ዘሎ ገምጋም ፍርቂ ዓመት ዝተረኸባ ሓላፊት ቢሮ መዓድን ትግራይ…
Official Statement from the Tigray Communication Affairs Bureau Regarding Current Developments It has been confirmed that a drone strike has caused casualties and property damage to civilians. In the early…
እዋናዊ ሓበሬታ ካብ ቢሮ ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ትግራይ ኣብ ልዕሊ ሰላማዉያንን ሲቪላትን ዝተገበረ ደብዳብ ድሮን ክኹነን ዝግባእ ተግባር እዩ!! ሎሚ ኣብ ልዕሊ ሰላማዉያንን ሲቪላትን ዝተገበረ ደብዳብ ድሮን፣ ግዳያት ኣብ ናይ ዕለታዊ…
እምነ-ኩርናዕ ቤተ-መዘክር ሰማእታት ተነቢሩ። እዚ እምነ ኩርናዕ ብፕረዚዳንት ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጀነራል ታደሰ ወረደ፣ላዕለዎት ኣመራርሓ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ፣ፓለቲካዊ ውድባትን ካልኦት ዕዱማት ኣጋይሽን እዩ ተነቢሩ። ነዚ እምነ ኩርናዕ ዘንበሩ…