Month: August 2025

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ብሓደጋ ድርቂ ንዝተጠቅዑ ነበርቲ ወረዳ ቆላ ተንቤን ኣስታት 1ነጥቢ 8 ሚልዮን ብር ዝግመት ምግባዊ ሓገዝ ገይሩ

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ብሓደጋ ድርቂ ንዝተጠቅዑ ነበርቲ ወረዳ ቆላ ተንቤን ኣስታት 1ነጥቢ 8 ሚልዮን ብር ዝግመት ምግባዊ ሓገዝ ገይሩ ። ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ብሓደጋ ድርቂ ንዝተጠቅዑ ነበርቲ ወረዳ ቆላ ተንቤን…

ቢሮ ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ትግራይን ንደቂ ኣንስትዮ እቲ ቢሮ ኣብ ስነ ልቦናዊ ሕውየት ዘተኮረ ስልጠና ሎሚ 19 ነሓሰ 2017 ዓ.ም ተዋሂቡ። 

ቢሮ ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ትግራይን ንደቂ ኣንስትዮ እቲ ቢሮ ኣብ ስነ ልቦናዊ ሕውየት ዘተኮረ ስልጠና ሎሚ 19 ነሓሰ 2017 ዓ.ም ተዋሂቡ። እቲ ዝውሃብ ዘሎ ስልጠና ኣብ ኣካዳሚክ መለስ ዜናዊ በዓልቲ ሞያ…

Show Buttons
Hide Buttons