Month: May 2025

ተመዛበልቲ ዞባ ሰሜን ምዕራብን ዞባ ምዕራብን መበል 34 ዓመት ዓወት 20 ግንቦት ”20 ጉንበት ንዋሕስ ሉኣላውነትና ” ብዝብል ኣብ ከተማ ሸረ እንዳሰላሰ ብዘተ ይኽበር ኣሎ

ተመዛበልቲ ዞባ ሰሜን ምዕራብን ዞባ ምዕራብን መበል 34 ዓመት ዓወት 20 ግንቦት ”20 ጉንበት ንዋሕስ ሉኣላውነትና ” ብዝብል ኣብ ከተማ ሸረ እንዳሰላሰ ብዘተ ይኽበር ኣሎ። ዋና ኣማሓዳሪ ዞባ ሰሜን ምዕራብ…

ቀዳምነት ዝወሃቦ ዝተመዛበሉ ወገናትና ናብ መረበቶም ምምላስን ሕገ መንግስታዊ ወሰን ትግራይ ምርግጋፅን እዩ ክብሉ ፕረዚደንት ጀነራል ታደሰ ሓቢሮም

ቀዳምነት ዝወሃቦ ዝተመዛበሉ ወገናትና ናብ መረበቶም ምምላስን ሕገ መንግስታዊ ወሰን ትግራይ ምርግጋፅን እዩ ክብሉ ፕረዚደንት ጀነራል ታደሰ ሓቢሮም። ፕረዚደንት ሌ/ጀነራል ታደሰ ነዚ ዝበሉ ሎሚ 13 ግንቦት 2017 ዓ/ም ኣብ መንበሪ…

ኣብ ዝሓለፈ ዓርቢ 08 ግንቦት 2017 ዓ/ም ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ዞባ መቐለ ኣብ ቕትለት ንእስቲ ዘዉዱ ሃፍቱ ኣመልኪቱ ኣብ ዝወዓለ መጋበአያ፣ እቲ ከይዲ ስርዓት ዳይነት ብሓይሊ ተረብሹ ክቋረፅ ተገይሩ እዩ

ኣብ ዝሓለፈ ዓርቢ 08 ግንቦት 2017 ዓ/ም ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ዞባ መቐለ ኣብ ቕትለት ንእስቲ ዘዉዱ ሃፍቱ ኣመልኪቱ ኣብ ዝወዓለ መጋበአያ፣ እቲ ከይዲ ስርዓት ዳይነት ብሓይሊ ተረብሹ ክቋረፅ ተገይሩ እዩ።…

ፕረዚደንት ጀነራል ታደሰ ወረደ ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ዝሰላሰሉ ዘለው ናይ ልምዓት ስራሕቲ ዑደት የካይዱ ኣለው

ፕረዚደንት ጀነራል ታደሰ ወረደ ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ዝሰላሰሉ ዘለው ናይ ልምዓት ስራሕቲ ዑደት የካይዱ ኣለው። ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ብተሳትፎ ህዝቢ ዝካየዱ…

እዋናዊ መግለፂ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ

እዋናዊ መግለፂ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ህዝቢ ትግራይ ህልውንኡን ብሄራዊ ረብሕኡን ንምርግጋፅ ሰላማዊ ፖለቲካዊ ቃልሲ እናካየደ ምዃኑ ይፍለጥ። ቁልፊ ሕቶኡን ጠለቡን ‘ውን ውዕል ፕሪቶሪያ እንከይተሸራረፈ ክትግበርን ካብ ናይ ኲናት ስግኣት ተናጊፉ…

Show Buttons
Hide Buttons