ኣብ ወረዳ ቆላ ተምቤን ጣብያ ደብረ ገነት ምእንቲ ህዝቢ ትግራይ ብኽብሪ ዝተሰውኡ ጀጋኑ ስነ ስርዓት ምልዓል ኣስከሬን ተፈፂሙ
ኣብ ወረዳ ቆላ ተምቤን ጣብያ ደብረ ገነት ምእንቲ ህዝቢ ትግራይ ብኽብሪ ዝተሰውኡ ጀጋኑ ስነ ስርዓት ምልዓል ኣስከሬን ተፈፂሙ። አብቲ ምልዓል አስከሬን ዝተረኸቡ አርሚ 60 ፣ ወረዳ ሃርበኛታትናይ ናይወረዳ አማራርሓ፣ናይ ማእኸል…
ኣብ ወረዳ ቆላ ተምቤን ጣብያ ደብረ ገነት ምእንቲ ህዝቢ ትግራይ ብኽብሪ ዝተሰውኡ ጀጋኑ ስነ ስርዓት ምልዓል ኣስከሬን ተፈፂሙ። አብቲ ምልዓል አስከሬን ዝተረኸቡ አርሚ 60 ፣ ወረዳ ሃርበኛታትናይ ናይወረዳ አማራርሓ፣ናይ ማእኸል…
መግለፂ 11 ለካቲት ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ንዘሎ መላእ ህዝብና እንኳዕ ንመበል 50 ዓመት ብሄራዊ በዓል 11 ለካቲት ኣብፅሓኩም ኣብፅሓና እንትብል ኣብቶም 17…
ልኡኻትኣሜሪካ፣ኢንግሊዝ፣ጣልያን፣ጀርመን፣ዴንማርክ፣ ፈረንሳይን ሕብረት ኣውሮፓን ኣብ ህልዊ ኩነታት ትግራይ ፕረዚዳን ጌታቸው ረዳ ንምዝታይ ሎሚ 04 ለካቲት 2017 ዓ.ም መቐለ ኣትዮም። ልኡኻት ሃገራት ኣመሪካ ፣ኢንግሊዝ ፣ጣልያን ፣ጀርመን ፣ዴንማርክ ፣ፈረንሳይን ሕብረት ኣውሮፓን ምስ…