ኣብ ዝሓለፈ ዓርቢ 08 ግንቦት 2017 ዓ/ም ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ዞባ መቐለ ኣብ ቕትለት ንእስቲ ዘዉዱ ሃፍቱ ኣመልኪቱ ኣብ ዝወዓለ መጋበአያ፣ እቲ ከይዲ ስርዓት ዳይነት ብሓይሊ ተረብሹ ክቋረፅ ተገይሩ እዩ
ኣብ ዝሓለፈ ዓርቢ 08 ግንቦት 2017 ዓ/ም ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ዞባ መቐለ ኣብ ቕትለት ንእስቲ ዘዉዱ ሃፍቱ ኣመልኪቱ ኣብ ዝወዓለ መጋበአያ፣ እቲ ከይዲ ስርዓት ዳይነት ብሓይሊ ተረብሹ ክቋረፅ ተገይሩ እዩ።…