Month: March 2025

ቅዱስ ኪዳነምህረት ኣብያተ ክርስትያን ከተማ መቐለ ተካይዱ

ቅዱስ ኪዳነምህረት ኣብያተ ክርስትያን ከተማ መቐለ ተካይዱ። ንመበል 136 ዓመት ዝኽሪ መሰዋእቲ ንጉሰ ነገስት ሃፀይ ዩውሃንስ ራብዓይ ኣብ ኣውደ ምህረት ደብረገነት መድሃኔኣለም ቅዱስ ኪዳነምህረት ኣብያተ ክርስትያን ከተማ መቐለ ተሳሊጡ። ኣብቲ…

ኹሉ ዓይነት ዕማም ብሓባር ምስራሕ እናተኽኣለ ህልውና ህዝቢ ትግራይ ዝብትንን ውዕሊ ፕሪቶርያ ዘፍርስን ስራሕቲ ይውገኑ ከምዘለው ፕረዝዳንት ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኹሉ ዓይነት ዕማም ብሓባር ምስራሕ እናተኽኣለ ህልውና ህዝቢ ትግራይ ዝብትንን ውዕሊ ፕሪቶርያ ዘፍርስን ስራሕቲ ይውገኑ ከምዘለው ፕረዝዳንት ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ሎሚ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ ኣፍሊጦም። ሰራዊት…

ትካል መዕቆብን መድሕንን ጉዱኣት ኣካል ኵናት ትግራይ (ROAD-W) 54 በዓል 3 እግሪ ኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ሞተራት ንሓርበኛታት ጉድኣት ኲናት ተጋደልቲ ሓጊዙ።

ትካል መዕቆብን መድሕንን ጉዱኣት ኣካል ኵናት ትግራይ (ROAD-W) 54 በዓል 3 እግሪ ኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ሞተራት ንሓርበኛታት ጉድኣት ኲናት ተጋደልቲ ሓጊዙ። ትካል መዕቆብን መድሕንን ጉዱኣት ኵናት ትግራይ (ROAD-W) 54 በዓል 3…

እዚ ዕለት ውድቀትና ናብ ዓወት ንምቕያር ትምህርቲ ንወስደሉ ክኸውን ይግባእ-ፕሬዝደንት ጌታቸው ረዳ

እዚ ዕለት ውድቀትና ናብ ዓወት ንምቕያር ትምህርቲ ንወስደሉ ክኸውን ይግባእ-ፕሬዝደንት ጌታቸው ረዳ ፕሬዝደንት ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብምኽንያት መበል 129 ዝኽሪ ዓወት ኩናት ዓድዋ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ እዚ…

ኣብ 2025 ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ንስራሕቲ ዳግመ ህንፀት ትግራይ ልዕሊ ትሽዓተ ሚሊዮን ዶላር ብፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት ሃገራት (ዩኤንዲፒ) ተበጂቱ

ኣብ 2025 ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ንስራሕቲ ዳግመ ህንፀት ትግራይ ልዕሊ ትሽዓተ ሚሊዮን ዶላር ብፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት ሃገራት (ዩኤንዲፒ) ተበጂቱ። ብሓገዝ ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት ሃገራት (ዩኤንዲፒ) ኣብ ዳግመ ህንፀት ዝተሰርሑ…

Show Buttons
Hide Buttons