Month: June 2025

“ዙርያ መለሽ ፀገማት ብዘላቒ ንምፍታሕ ምስ ፌደራል መንግስቲ ፖለቲካዊ ልዝብ ንምግባር ክንሓትት ኢና”

” ዙርያ መለሽ ፀገማት ብዘላቒ ንምፍታሕ ምስ ፌደራል መንግስቲ ፖለቲካዊ ልዝብ ንምግባር ክንሓትት ኢና” ፕረዚደንት ጀነራል ታደሰ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ ኣብ ህልዊ ኩነታት ትግራይን ኣፈፃፅማ ውዕሊ…

ሰማእታትና ዓመት እናቆፀርና ዘይኮነ ኣብ ነብሲ ወከፍ መዓልትን ዕለትን ክዝከሩ ይግባእ

ሰማእታትና ዓመት እናቆፀርና ዘይኮነ ኣብ ነብሲ ወከፍ መዓልትን ዕለትን ክዝከሩ ይግባእ። ክብሉ ፕረዚደንት ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ ሓቢሮም። ነዙይ ዝበሉ እቶም ፕረዚዳንት ብምኽንያት መበል 37 ዓመት ዝኽሪ ሰማእታት ትግራይ ኣብ ቐፅሪ…

Show Buttons
Hide Buttons