Month: November 2025

እዋናዊ መግለፂ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ

እዋናዊ መግለፂ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ካብዚ ቀረባ እዋን ጀሚሩ ንሰላማዊን ፖለቲካዊን መስርሕ ዝህውኹ ምዕባለታት፣ ንውዕል ፕሪቶርያ ዝጎድኡ ምንቅስቃሳት ንዕዘብ ኣለና። ትግራይ ንምህዋኽን ነኒባዕልና ንምድማይን ኮነ ተባሂሉ ኣብ ዓፋር ዕጡቃት ክውደቡን…

ኮምሽን መፅናዕቲ ጆኖሳይድ ትግራይ ኣብ ትግራይ ብምኽንያት ዝተፈፀመ ጆኖሳይዳዊ ኲናት ስዒቡ ኣብ ሃፍቲ ተፈጥሮ ዝበፀሐ ዕንወት ዕላዊ ጌይሩ ኣሎ። ዝርዝር ትሕዝትኡ ቐፂሉ ቐሪቡ ኣሎ።

ኮምሽን መፅናዕቲ ጆኖሳይድ ትግራይ ኣብ ትግራይ ብምኽንያት ዝተፈፀመ ጆኖሳይዳዊ ኲናት ስዒቡ ኣብ ሃፍቲ ተፈጥሮ ዝበፀሐ ዕንወት ዕላዊ ጌይሩ ኣሎ። ዝርዝር ትሕዝትኡ ቐፂሉ ቐሪቡ ኣሎ። The Commission of Inquiry on Tigray…

በዓል ኣኽሱም ፅዮን 2018 ዓ.ም ናብ ትግራይ ዝመፁ ድያስፖራን ወፃእተኛታትን 20 ሚኢታዊ ምንካይ ዋጋ በረራ ትኬት ከምዝተገበረ ተሓቢሩ ።

በዓል ኣኽሱም ፅዮን 2018 ዓ.ም ናብ ትግራይ ዝመፁ ድያስፖራን ወፃእተኛታትን 20 ሚኢታዊ ምንካይ ዋጋ በረራ ትኬት ከምዝተገበረ ተሓቢሩ ። ዩኒቨርሲቲ ኣኽሱም ብግድኡ “ፌስቲቫል ሕዳር ፅዮን ንምዕቃብ ቅርስታትን ቱሪዝምን” ብዝብል መሪሕ…

ንእዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቱ ብካቢኔ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዝተውሃበ መግለፂ፤

ንእዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቱ ብካቢኔ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዝተውሃበ መግለፂ፤ ካቢኔ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ 20 ጥቅምቲ 2018 ዓ.ም ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ ብዛዕባ ኣብ ትሕቲ ወረርቲ ሓይልታት ወዲቑ ዘሎ ህዝብናን ሕገ…

Show Buttons
Hide Buttons