Month: October 2025

“ተመዛበልቲ ድሕንነቶም ተሓልዪ ናብ መረበቶም ምምላስን ግዝኣታዊ ሓድነት ትግራይ ምርግጋፅን ቐዳምነት ዝወሃቦ ስራሕ እዪ” ምኽትል ፕረዝደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ኣማኑኤል ኣሰፋ

“ተመዛበልቲ ድሕንነቶም ተሓልዪ ናብ መረበቶም ምምላስን ግዝኣታዊ ሓድነት ትግራይ ምርግጋፅን ቐዳምነት ዝወሃቦ ስራሕ እዪ” ምኽትል ፕረዝደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ኣማኑኤል ኣሰፋ ምኽትል ፕረዝደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ኣማኑኤል ኣሰፋ…

ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ ዘካየዶ ህፁፅ ኣኼባ ኣብ ሕቶ መሰልን ተጠቃምነትን ሓይልታት ፀጥታ ትግራይ ዘትዩ ንዝምለከቶ ኣካል መሪሑ

ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ ዘካየዶ ህፁፅ ኣኼባ ኣብ ሕቶ መሰልን ተጠቃምነትን ሓይልታት ፀጥታ ትግራይ ዘትዩ ንዝምለከቶ ኣካል መሪሑ። እዚ ሎሚ 05 ጥቅምቲ 2018 ዓ/ም ብፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሌተናል…

“ኣብ እዋን ሓደጋን ህፁፅ ኩነታትን ግልጋሎት ጥዕና ኣእምሮ ምርካብ” ብዝብል ሓሳብ ዓለም ለኸ ማዓልቲ ስነ-ኣእምሮ ሎሚ 30 መስከረም 2018 ዓ/ም ፓናል ምይይጥ ተኻይዱ።

“ኣብ እዋን ሓደጋን ህፁፅ ኩነታትን ግልጋሎት ጥዕና ኣእምሮ ምርካብ” ብዝብል ሓሳብ ዓለም ለኸ ማዓልቲ ስነ-ኣእምሮ ሎሚ 30 መስከረም 2018 ዓ/ም ፓናል ምይይጥ ተኻይዱ። ኣብቲ ፓናል ተወካሊ ቢሮ ጥዕና ትግራይ ዶክተር…

ካብ ቢሮ ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ትግራይ ዝተውሃበ መግለፂ

ካብ ቢሮ ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ትግራይ ዝተውሃበ መግለፂ ኣምሓራ ክልልን ኣምሓራ ሚዲያ ኮርፖሬሽንን ዝተፈላለየ ሽማ ሹም እናሃቡ ምዕራብ ትግራይ ከም ዝፅውዕዎ ዝዝከር እዩ። ናይዚ መቐፀልታ ድማ ሚኒስተር ሕርሻ ኢትዮጵያ መስከረም 23/2018…

ሓድነት ህዝቢ ትግራይ ንምጥንኻር በዓል ቤት ባዕሉ ህዝቢ ትግራይ ከምዝኾነ ፕረዚደንት ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ ገሊፆም።

ሓድነት ህዝቢ ትግራይ ንምጥንኻር በዓል ቤት ባዕሉ ህዝቢ ትግራይ ከምዝኾነ ፕረዚደንት ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ ገሊፆም። እዙይ ዝተገለፀ “ብሄራዊ ሓድነት ንምውሓስ ብሄራዊ ህላወን ድሕንነትን!” ብዝብል ሓሳብ ዝተፈላለዩ ክፋላት…

Show Buttons
Hide Buttons