ተመዛበልቲ ህፁፅ ሓገዝ ዝፅበይሉ ዘይኮነስ ናብ ዓዶም ተመሊሶም ሰሪሖም ንባዕሎም ኮይኖም ንካልኦት ዝሕግዝሉ ኩነታት ንምንዳይ ድልውነት መንግስቲ ሓቲቶም።
ተመዛበልቲ ህፁፅ ሓገዝ ዝፅበይሉ ዘይኮነስ ናብ ዓዶም ተመሊሶም ሰሪሖም ንባዕሎም ኮይኖም ንካልኦት ዝሕግዝሉ ኩነታት ንምንዳይ ድልውነት መንግስቲ ሓቲቶም። እዙይ ዝተገለፀ ኣብ ከተማ ሽረ-እንዳስላሰ ኣብ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ፍረ-ስውኣት ዝርከቡ…

