እዋናዊ መግለፂ ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ
እዋናዊ መግለፂ ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ 12 ታሕሳስ 2017 ዓ.ም ኣብ ዘሳለጦ ኣኼባ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ትግራይ ብዕምቆት ድሕሪ ምዝታይ ውሳነታት ኣሕሊፉ ኣሎ። ኣብ…
እዋናዊ መግለፂ ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ 12 ታሕሳስ 2017 ዓ.ም ኣብ ዘሳለጦ ኣኼባ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ትግራይ ብዕምቆት ድሕሪ ምዝታይ ውሳነታት ኣሕሊፉ ኣሎ። ኣብ…
ስልጠና ካይዘን ይካየድ ኣሎ። ካይዘን ልህቐት ማእኸል ፌደራል ምስ ቢሮ ኢንዱስትሪ ትግራይ ብሓባር ብምዃን ካይዘን መሰረት ዝገበረ ቀዳማይ ዙር ዓቕሚ መዕበይ ስልጠና ከም ዝተጀመረ ሓቢሮም። መሪሕ ፈፃሚ ስራሕ ልህቀት ማእከል…
ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ዕድል ስራሕ ፈጠራን ትግራይ ፣ኣብ ዕድል ስራሕ ፈጠራ ዘተኮረ ዘተ ምስ መድረግቲ ኣካላት ኣብ ከተማ መቐለ ኣካይዱ። ሓላፊ ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትነ ስልጠናን ዕድል ስራሕ…
“ግደ መናእሰይ ኣብ ዳግመ ሕውየት ትግራይ ” ብዝብል መራሒ ሓሳብ ዋዕላ ይሳለጥ ኣሎ። ብካቢኔ ሰክሪተርያት ዘይምእኹል ምሕደራን ዲሞክራታይዘሽንን ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዝተዳለወ ዋዕላ “ግደ መናእሰይ ኣብ ዳግመ ሕውየት ትግራይ ”…