Month: January 2026

ኣብ ልዕሊ ሰላማዉያንን ሲቪላትን ዝተገበረ ደብዳብ ድሮን ክኹነን ዝግባእ ተግባር እዩ!!

እዋናዊ ሓበሬታ ካብ ቢሮ ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ትግራይ ኣብ ልዕሊ ሰላማዉያንን ሲቪላትን ዝተገበረ ደብዳብ ድሮን ክኹነን ዝግባእ ተግባር እዩ!! ሎሚ ኣብ ልዕሊ ሰላማዉያንን ሲቪላትን ዝተገበረ ደብዳብ ድሮን፣ ግዳያት ኣብ ናይ ዕለታዊ…

እምነ-ኩርናዕ ቤተ-መዘክር ሰማእታት ተነቢሩ

እምነ-ኩርናዕ ቤተ-መዘክር ሰማእታት ተነቢሩ። ‎ ‎እዚ እምነ ኩርናዕ ብፕረዚዳንት ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጀነራል ታደሰ ወረደ፣ላዕለዎት ኣመራርሓ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ፣ፓለቲካዊ ውድባትን ካልኦት ዕዱማት ኣጋይሽን እዩ ተነቢሩ። ‎ ‎ነዚ እምነ ኩርናዕ ዘንበሩ…

ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣመልኪቱ ካብ ዓብዪ ኮሚቴ ምትእኽኻብ ሃፍቲ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዝተውሃበ መግለፂ!

ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣመልኪቱ ካብ ዓብዪ ኮሚቴ ምትእኽኻብ ሃፍቲ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዝተውሃበ መግለፂ! ትግራይ ገጢምዋ ዘሎ ናይ ፋይናንስ ፀገም ብምፍታሕ ንመሐከሚ ውጉኣት ሃርበኛታትን ተመዛበልቲ ወገናት ንምምላስን ካብ ዓብዪ ኮሚቴ…

ውጉኣት ትግራይ ንምሕካም፣ ተመዛበልቲ ንምምላስን ሕውየት ትግራይ ንምርግጋፅን ኩሉ ዝምልከቶ ኣካል ከወፍን ክሕግዝን ፃውዒት ምትእኽኻብ እቶት 13 ጥሪ 2018 ዓ/ም ብሄራዊ መድረኽ ከምዝሳለጥ ተገሊፁ።

ውጉኣት ትግራይ ንምሕካም፣ ተመዛበልቲ ንምምላስን ሕውየት ትግራይ ንምርግጋፅን ኩሉ ዝምልከቶ ኣካል ከወፍን ክሕግዝን ፃውዒት ምትእኽኻብ እቶት 13 ጥሪ 2018 ዓ/ም ብሄራዊ መድረኽ ከምዝሳለጥ ተገሊፁ። እቲ መድረኽ ኣብ ከተማ መቐለ ዝሳለጥ…

ኣብ ትግራይ ዓመት ሙሉእ ከልምዕ ዝኽእል ዓቕሚ ከርሰ ምድሪ ማይ ከምዘሎ ቢሮ ‎ማይን ኢነርጅን ትግራይ ገሊፁ

ኣብ ትግራይ ዓመት ሙሉእ ከልምዕ ዝኽእል ዓቕሚ ከርሰ ምድሪ ማይ ከምዘሎ ቢሮ ‎ማይን ኢነርጅን ትግራይ ገሊፁ። እዙይ ዝተገለፀ ፕረዚደንት ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደን ላዕለዎት ኣመራርሓ ትግራይን ኣብ ዝተረኸብሉ…

ብምትሕብባር ትካል ገባሪ ሰናይ ኢኽላስ ምስ ትካል ዲያኔት ብልዕሊ ብር 10 ሚልዮን ንተመዛበልትን ነበርትን ተጠቃሚ ዝገብር ጉድጎድ መስተ ማይ ከምዝተኹዓተ ምምሕዳር ከተማ ዓብይ ዓዲ ኣፍሊጡ

ብምትሕብባር ትካል ገባሪ ሰናይ ኢኽላስ ምስ ትካል ዲያኔት ብልዕሊ ብር 10 ሚልዮን ንተመዛበልትን ነበርትን ተጠቃሚ ዝገብር ጉድጎድ መስተ ማይ ከምዝተኹዓተ ምምሕዳር ከተማ ዓብይ ዓዲ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ዑደት ዝተረኸቡ ከንቲባ ከተማ…

Show Buttons
Hide Buttons