ሓሳብ ኣለኒ ንዝብል ትግራዋይ ምስማዕ ግቡእን ጥቕሙ ዝዓዘዘ እዩ_ ፕረዝደንት ጌታቸው ረዳ
ሓሳብ ኣለኒ ንዝብል ትግራዋይ ምስማዕ ግቡእን ጥቕሙ ዝዓዘዘ እዩ_ ፕረዝደንት ጌታቸው ረዳ ፕረዝደንት ጌታቸው ነዚ ዝገለፁ ብርክት ዝበሉ ማሕበራትን ውዳበታትን ድያስፖራ ትግራይ ኣብ ዘዳለዉዎ ” ኣብ ጉዳይ ትግራይ ስቕ ኣይብልን…
ሓሳብ ኣለኒ ንዝብል ትግራዋይ ምስማዕ ግቡእን ጥቕሙ ዝዓዘዘ እዩ_ ፕረዝደንት ጌታቸው ረዳ ፕረዝደንት ጌታቸው ነዚ ዝገለፁ ብርክት ዝበሉ ማሕበራትን ውዳበታትን ድያስፖራ ትግራይ ኣብ ዘዳለዉዎ ” ኣብ ጉዳይ ትግራይ ስቕ ኣይብልን…
ንተወ ዓብይ ዓለም ለኸ ቴሌቶን ትግራይ ይሳለጥ ኣብ ዘሎ ዝተረኸቡ ፕረዝደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ “ፀገም ህዝቢ ትግራይ ትሕቲ ዓቕምና እምበር ልዕሊ ዓቕምና ኣይኮነን” ኢሎም። ንተወ ዓብይ ቴሌቶን ትግራይ…
ዓለምለኸ መዓልቲ ኢድ ምሕፃብ ዓለምለኸ መዓልቲ ኢድ ምሕፃብ 5 ጥቅምቲ 2017 ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ሰሜን ኣብ ሙሉእ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሰረተ ብዕሊ ተበሲሩ። ኣብቲ ምጅማር ዓለምለኸ መዓልቲ…
መድረኽ ምኽክር ቁልፊ መድረግቲ ኣካላት፣ ንስሉጥን ውፅኢታውን ዳግመ ፅንበራ ተመለስቲ ሰራዊት ትግራይ ሕብረት ማሕበራት ሲቪል ማሕበረሰብ ትግራይ ምስ ዩ.ኤስ.ኣይ.ድ /ኢኤስፒ/ ዝተብሃለ ትካል ብምትሕብባር፣ ኣብ ከተማ ማይጨው ፣መድረኽ ምኽክር ቁልፊ መድረግቲ…
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ምስ ትካል ሎሚኖስ ፈንድ ብምትሕብባር ኣብ ወረዳ እንደርታ ኣብ ሸውዓተ ኣብያተ ትምህርቲ ውዕሊ እናተሓደሰ ቀፃልነት ዝህልዎ ፕሮጀክት 2ይ ዕድል ትምህርቲ 28 መስከረም 2017 ዓ/ም ዕላዊ ንምግባር ምስ…
ብኩታ ገጠም ይለምዕ ኣብ ዘሎ ዝራእቲ ዑደት ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ወረዳ እንዳ መኾኒ ጣብያ መኻን ቁሸት ምስረታ ናብ ሓረስቶት ተኣታቲዩ ብኩታ ገጠም (ብክላስተር ) ይለምዕ ኣብ ዘሎ…
ኣብ 2017 ዓ/ም ብልዕሊ 8 ነጥብ 4 ቢልዮን ብር ዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት ልምዓት ከም ዝህነፁ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ኣፍሊጡ። ምምሕዳር ከተማ መቐለ ኣብ 2017 ዓ/ም ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እታ ከተማ ብልዕሊ…
ልኡኽ ጊዝያዊ ምምሕድዳር ትግራይ ሎም ኣብ ሰመራ ምስ ፕሬዝደንት ሓጅ ኣወል ዓርባን መሳርሕቶምን ተራኺቡ ኣብ ሞንጎ ክልቲኡ ህዝብታት ዝነበረ ታሪኻዊ ሕውነታዊ ርክብ ናብ ንቡር ንምምላስን ሓባራዊ ፀጥታ: ሰላምን ልምዓትን ንምርግጋፅን…
ኣምባሳደር ዓባይ ብሪታንያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳዶር ዳረን ዊች ምስ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ንምዝታይ ናብ መቐለ ኣትዮም። ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ኣየር ኣሉላ ኣባነጋ እንትበፅሑ ክቡር ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ…