ሎሚ 11/06/2011 ዓ/ም ልክዕ 2፡00 ኣብ መላእ ትግራይ ናይ ሕልና ፀሎት ተሳልጡ፡፡
ሎሚ 11/06/2011 ዓ/ም ልክዕ 2፡00 ኣብ መላእ ትግራይ ናይ ሕልና ፀሎት ተሳልጡ፡፡ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስት ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል፣ ዝተፈላለዩ ወከልቲ ማሕበራትን ክፍላት ሕብረተሰብን ኣብ ልዕሊ መቃብር…
ሎሚ 11/06/2011 ዓ/ም ልክዕ 2፡00 ኣብ መላእ ትግራይ ናይ ሕልና ፀሎት ተሳልጡ፡፡ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስት ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል፣ ዝተፈላለዩ ወከልቲ ማሕበራትን ክፍላት ሕብረተሰብን ኣብ ልዕሊ መቃብር…
ልዕሊ 620 ስድራ ስዋኣት አብ ዓበይቲ ትካላት ዑደት ኣሳሊጦም ፡፡ ብቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ዝምራሕ ካብ መላእ ወረዳታት ትግራይ ዝመፁ ልዕሊ 620 ስድራ ስዋኣት “ስዋኣትና መሰረት ልምዓት፣ ዴሞክራሲን ሰላምን” ብዝብል…
ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ መከላኸሊ ሰራዊት ፌዲሪኢ ንማዕተርነት ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ልዕልነት ሕግን ሕገ መንግስትን ንምኽባር ለእላውነት ሃገር ን ህዝብን ከምኡውን ንፍትሕን ንህንፀት ዴሚክራስያዊ ስርዓት ሕጋውነቱ ሓልዩ ክሳብ ሐዚ ንዘወፈዮ…
ምክትል ርእሰ ምምሕዳርን ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንዳስትርን ክልል ትግራይ ዶ/ር ኣብርሃም ተኸስተ፤ ካብ 24 ክሳብ 30 ሓምለ /2011 ዓ.ም ዳያስፖራ ተጋሩ ብዛዕባ ሀገሮም ክልሎም ህልዊ ኩነታት ብዝግባእ ብምርዳእ…
ሰልጠንቲ ደቂ ኣንስትዮ ማእኸል ቴክንክን ሞያን ኣግበ ሕድሪ ወለደን ብውነ ተቐቢለን ህዝበንን ዓደንን ብፅንዓት ከም ዘገልግላ ገሊፀን፡፡ ብምኽንያት መበል 44 ዓመት በዓል 11 ለካቲት ነባራት ተጋደልቲ ደቂኣንስትዮ፣ ሽግ ወየንቲ፣ ሰልጠንትን…
ኣባላትን ኣመራርሓን ደገፍቲ ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ “ዓወት ንጋንታና ደምና ንህዝብና” ብዝብል መሪሒ ሓሳብ ደምልገሳ ኣካይዶም፡፡ ሎሚ ዕለት 02 /06/2011 ዓ/ም ብምኽንያት መበል 44 ዓመት በዓል 11 ለካቲት ኣባላትን ኣመራርሓ…
ስድራ ስውኣት መሰረት ልምዓት፣ ዴሞክራሲን ሰላምን እዮም ብዝብል መሪሕ ቃል ካብ 7-9 ለካቲት 2011 ዓ/ም ኮነፈረንስ ስድራ ስውኣት ከም ዝካየድ ሓላፊት ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ወ/ሮ ኪሮስ ሓጐስ…
ብሚንስትር ዓለም ለኻዊ ትሕብብር ልምዓት ኖርወይ ዳግ- ኢንጀይልስተይን ዝምራሕ ልኡኽ ሎሚ ኣብ ክፍለ ከተማ ኩሓ ቤት ትምህርቲ ኪሮስ ገሰሰ፣ ሃፍቲ ተፈጥሮ /ደኒ/ ጣብያ ገረብ መሞና ወረዳ እንደርታን ጣብያ ቤትማራ ወረዳ…
ህዝቢ ራያ ከም ህዝቢ አብ መዋእሉ ንወፅዓን መግዛእትን አሜን ኢሉ ሓንቲ መዓልቲ ደቂሱ ዝወዓለላ መዓልትን ዝሓደረላ ለይትን ከም ዘየለ ተሓቢሩ ፡፡ “መንነት ህዝቢ ራያ መንነት ህዝቢ ትግራይ እዩ” “ራያ ናይ…
ጉርብትና ክልል ትግራይን ኣምሓራን ኣብ ወረዳታት እምባኣላጀን ኣበርገለን ሰላማዊ ምዃኑ ኣብ ጣብያ ሰረያ ወረዳ ኣበርገለ ክልል ኣምሓራ ኣብዝተኻየደ ዘተ ተገሊፁ፡፡ እቲ ዘተ ሰላም ኩሉ ሻብ በብወርሑ ዕለት 23 ኣብ ሰላምን…