ኣብ መፋርቕ ኣፋሪቕና ’ዶ?
ሰሙናዊ መልእኽቲ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ኣብ መፋርቕ ኣፋሪቕና ’ዶ? ህዝብን ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይን “መስመርና ዓቲርና ንመኸተ” ብዝብል መሪሕ ቃል፣ ሽግ ሓርነት ዝወልዑሉ ለካቲት መበል 45 ዓመት ናይ ቃልሲ፣…
ሰሙናዊ መልእኽቲ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ኣብ መፋርቕ ኣፋሪቕና ’ዶ? ህዝብን ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይን “መስመርና ዓቲርና ንመኸተ” ብዝብል መሪሕ ቃል፣ ሽግ ሓርነት ዝወልዑሉ ለካቲት መበል 45 ዓመት ናይ ቃልሲ፣…
መበል 14 ዓመት መዓልቲ፣ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ፣ ምኽንያት ብምግባር፣ መግለፂ ቕዋም ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ!! ብዝሃነት መሰረት ዝገበረ ሕብረ -ብሄራዊ ስርዓት ዋሕስ ህዝብን ሃገርን እዩ!! ቅድሚ ኩሉን ልዕሊ ኩሉን…
ሰሙናዊ መልእኽቲ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ መኸተ ሃንደበታዊ ተፃብኦ ቅድሚ ኩሉን ልዕሊ ኩሉን፣ ህዝቢ ትግራይ ሓደጋ ተፈጥሮን ሰብ ሰራሕን እንተጋጥሞ ሓድነቱ ኣስጢሙ፣ ውህሉል ተሞክርኡ ናብ ነገራዊ ሓይሊ ለዊጡ፣…
ዕለታዊ መልእኽቲ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ========================================= #ዝኾነ ዕስለ ካብ ቕልፅም ህዝቢ ትግራይ ኣየምልጥን!! “ሰራዊት ልምዓትን መኸተን” ብምህናፅ ኣብ 2012 ዓ/ም ኩለ መዳያዊ ዓወት ንምምዝጋብ ኣድላይ ምድላዋት ዝገብር…
መግለፂ ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ካብ መስከረም 26 ክሳብ ጥቅምቲ 2 ንተኸታታሊ 7 መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ 2011 ዓ.ም ዝተታሓዙ መደባት ልምዓት፣ ሰናይ ምምሕዳር፣ ውድባውን ፖለቲካውን…
መግለፂ ቅዋም ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ———————————————————– ብደም ዝተኸተመ መግለፂ ብዝሃነት!! ቅድሚ ኩሉ ’’ሰንደቕ ዓላማና፣ንልዕልነት ሕብረ-ብሄራዊ ፌዴራላዊ ስርዓትናን፣ ሕገ-መንግስትናን’’ ብዝብል መሪሕ ቃል፣ 3 ጥቅምቲ 2012 ዓ.ም፣ ንዝኽበር መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ…
እናሓደረ ዝኹላዕ፣ ድምፂ ሚልዮናት!! ቅድሚ ኩሉን ልዕሊ ኹሉን ’’ዘይዛሪ ምዕራፋት ፅንዓት-ድወት’’ብዝብል መሪሕ ቃል፣መበል 40 ዓመቱ፣ 30 መስከረም 2012 ዓ.ም ንዝኽበር ዘሎ፣ ዕለት ድምፂ ወያነ ትግራይ (ድ.ወ.ት)፣ብሰላም ኣብፅሐኩም!!ኣብፀሐና!! ዝብል መልእኽቲ፣ ሰናይ…
ብምኽንያት ሓዱሽ ዓመት 2012 ዓ/ም ዝተዉሃበ መግለፂ ቅዋም ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ================================ ኣብ ሓዱሽ ዓመት ብርሱን ወነ ንኣንፀባራቒ ዓወት ሓድነትና ነሰጣጥም! ልዕሊ ኩሉ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ፤ ኣብ ክልልና፣…
መግለፂ ቅዋም ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ስረ ወለዲ ወያነ – ተዓጢቕናዮ ብወነ!! ———————————————————— ቅድሚ ኩሉን ልዕሊ ኩሉን፣ ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃእን ንዘሎ ህዝብና፣ እንኳዕ፣ 2 ጳጉሜን/2011 ዓ/ም፣ ንመበል ዝኽሪ 76…