መበል ሳልሳይ መላእ ፀወታ ተምሃሮ ኣብያተ ትምህርቲ ሃገርና ንምክያድ ትግራይ ሙሉእ ምደላዋታ ኣብ ምዝዛም ከምትርከብ ተገሊፁ፡፡
መበል ሳልሳይ መላእ ፀወታ ተምሃሮ ኣብያተ ትምህርቲ ሃገርና ንምክያድ ትግራይ ሙሉእ ምደላዋታ ኣብ ምዝዛም ከምትርከብ ተገሊፁ፡፡ ሓላፊት ጉ/መ/ስፖርት ክልል ትግራይ ወ/ሮ ገነት ኣረፈ ሎሚ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፤ እቲ ውድድር…
መበል ሳልሳይ መላእ ፀወታ ተምሃሮ ኣብያተ ትምህርቲ ሃገርና ንምክያድ ትግራይ ሙሉእ ምደላዋታ ኣብ ምዝዛም ከምትርከብ ተገሊፁ፡፡ ሓላፊት ጉ/መ/ስፖርት ክልል ትግራይ ወ/ሮ ገነት ኣረፈ ሎሚ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፤ እቲ ውድድር…
ራብዓይ ዙር ቆፀራ ህዝብን ኣባይትን 29 መጋቢት 2011ዓ.ም ከም ዝካየድ ተገሊፁ፡፡ እቲ “ብምቁፃረይ ተጠቃሚ እየ” ዝብል መሪሕ ቴማ ዘለዎ 4ይ ዙር ቆፀራ ህዝብን ኣባይትን 29 መጋቢት 2011ዓ.ም ኣብ መላእ ሃገርና…
26/06/2011 ዓ.ም ብብርኪ ሃገር ካብ 29 መጋቢት ክሳብ 20 ሚያዝያ 2011 ዓ/ም “ኣነ ስለ ዝተቖፀርኩ ተጠቃሚ እየ” ብዝብል ቴማ ን4ይ ግዘ ቆፀራ ህዝብን ኣባይትን ንምስላጥ ንሸሞንተ መዓልታት ዝፀንሕ ስልጠና ቆፀርትን…
26 ለካቲት 2011 ዓ.ም ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣነስትዮ ማርች 8 “ዝለዓ ትኹረትን ቆራፅነትን ንሰላምናን ሓድነትናን ብምሃብ ኩለመዳይ ተጠቃምነት ደቂ ኣንስትዮ ነረጋግፅ” ብዝብል ቴማ ንምኽባር ቅድመ ምድላው ምውጋኑ ሓላፊት ቢሮ…
ዕለት 22/06/2011 ዓ.ም =============== መንግስቲ ትግራይ ኣብ ስሕበት ኢንቨስትመንት፣መሰረተ ልምዓት፣ ዲፕሎማሲ፣ስራሕቲ ምድላው ኣብ ሃገርና ን4ይ ግዘ ዝግበር ህዝቢ ቆፀራን ኣብ ጉዳይ ሰላምን ኣድሂቡ ሰፊሕ ስራሕ እናሰርሐ ምዃኑ ሓላፊት ቢሮ ርክብ…
20/06/2011 ዓ.ም ============ ቢሮ ባህልን ቱሪዝም ክልል ትግራይ ምስ ሚኒስትር ባህልን ቱሪዝም ብሓባር ብምዃን መበል 123 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ 23 ለካቲት 2011ዓ.ም ”በዓል ዓወት ዓድዋ ናይ ቡዙሃነትናን ሓድነትናን ህያው…
ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ምስ ብኣምባሳደር ፌደራላዊት ዴሞክራስያዊት ሪፐብሊክ ጀርመን ብሪታ ዋግነር ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዙርያ ሓፈሻዊ ፖለቲካዊ ኩነታት ኢትዮጵያን ትግራይን ከምኡ ድማ…
ብፅንዓት ኣብ ዝተነፀሩ ክፍተታት መሰረት ዝገበረ ሞያዊ ስልጠና ኣብ ከተማ ኣኽሱም እናተሳለጠ ይርከብ፡፡ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ኣብ ስራሕቲ ርክብ ህዝቢ ኣብያተ ዕዮ ክልል፣ ዞባን ወረዳን ብፅንዓት ዘነፀሮም…
“ዘንኳሕኩሕ ኢንቨስተር ዘይኮነስ ባዕልና ኣንኳሕኵሕና ንዓ ትጠቅመና ኢኻ ኢና ክንብል ዘለና። እዛ ክልል ቀልጢፋ ክትቅየር ኣለዋ። እዚ ህዝቢ ድኽነት ኣይግበኦን! መንእሰይና ነናብ ስርሑ ክነዋፍሮ ኣለና” ም/ርእሰ ምምሕዳር ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል