ብዝለዓለ ተሳትፎ ህዘብን በጀት መንግስትን 1038 ኪ/ሜ ዝሽፈን 136 ጣብያታት ምስ ወረዳ ማእኸል ዘራኽብ መንገዲ
ብዝለዓለ ተሳትፎ ህዘብን በጀት መንግስትን 1038 ኪ/ሜ ዝሽፈን 136 ጣብያታት ምስ ወረዳ ማእኸል ዘራኽብ መንገዲ ብምስራሕ ልዕሊ 700 ሽሕ ነበርቲ እተን ጣብያታት ተጠቀምቲ ንምግባር ሎሚ ዓመት ከም ዝስራሕ ብቢሮ ኮንስትራክሽን፣…
ብዝለዓለ ተሳትፎ ህዘብን በጀት መንግስትን 1038 ኪ/ሜ ዝሽፈን 136 ጣብያታት ምስ ወረዳ ማእኸል ዘራኽብ መንገዲ ብምስራሕ ልዕሊ 700 ሽሕ ነበርቲ እተን ጣብያታት ተጠቀምቲ ንምግባር ሎሚ ዓመት ከም ዝስራሕ ብቢሮ ኮንስትራክሽን፣…
ማሕበር ቀይሕ መስቀል ብ60 ሚልዮን ብር በጀት ዝተዓደጋ 62 ኣምቡላንሳት ንኸመሓድርን ክትትል ደገፍን ንክገብረለንን ካብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ተረኪቡ፡፡ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ርኽክብ ዝተረኸቡ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶ/ር…
ካብ 9 ክልላትን ክልተ ከተማ ምምሕዳርን ዝተወፃፅኣ 22 ደቂ ኣንስትዮ ዝተሳተፋሉ ልኡኻት ሰላም ኣብ ክልልና ኣትየን፡፡ ምስ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶ/ር ደብረፂዮን ገ/ሚካኤል ፃንሒት ዝገበራ ኮይነን…
ሓላፊ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ኣይተ ረዳኢ ሓለፎም ነቲ ይሳለጥ ዘሎ ኮንፈረንስ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለፂ፤ እቲ መድረኽ ኣካል እቶም ብተኸታታሊ ኣብ ውድብን ምስ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ…
ብኣፈጉባኤ ብሄራዊ ኮንግረስ ቻይና ሊ-ዛንሹ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ቻይና ምስ ፕረዝደንት ዶ/ር ሙላቱ ተሾመን ቀዳማይ ሚኒስተር ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ዝገበሮ ልዝብ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ተጠናኺሩ ከም ዝቕፅል ተገሊፁ፡፡
ኣቦ መንበር ውድብ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይን ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይን ዶክተር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ልምዓት፣ ሰላም፣ዴሞክራሲን ሰናይ ምምሕዳርን ንምርግጋልፅ በቢብርኩ ዘሎ ኣመራርሓ ናብ ጭቡጥ ተግባር ክኣቱ ከምዘለዎ…
ኣብ ትግራይ ኣብ ገጠርን ከተማን ሓዊሱ ልዕሊ1.8 ሚልዮን መንእሰይ ከም ዘሎ መፅናዕትታት ይሕብሩ ፡፡ ኣብዚ ሕዚ እዋን እቲ ልዕሊ 295ሽሕ ስራሕ ኣልቦ እዩ፡፡ መንእሰይ ኣብ ዘየድልዩ ቦታታት ከይዉዕል መንግስቲ ብመናእሰይ…
ኣብ ሞንጐ ሚኒስትር ሳይንስን ቴክኖሎጂን፣ መቐለ ዩኒቨርስቲን ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይን ስምምዕ ምጅማር ስራሕ ፕሮጀክት ትራንስፎርሜሽን ሃፍቲ እንስሳ ሎሚ 18 ሚያዝያ 2010 ዓ/ም ዕላዊ ኾይኑ፡፡ ኣብቲ “ዝተዋደደን ብቴክኖሎጂ ዝተደገፈን ምንቅስቓስ…
እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ መመሓደሪ ደንቢ ሰራሕተኛታት ኣብያተ ፅሕፈት ቤት ምኽሪ፣ ዝተመሓየሸ ኣዋጅ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ዳግም ንምምሕያሽን ስልጣንን ተግባርን ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ንምውሳንን ዝወፁ ኣዋጃት ብዕምቆት ብምድህሳስ ኣፅዲቑ፡፡
ግልጋሎት መድሕን ሳልሳይ ወገን ኣብ ክልልና ብ2006ዓ.ም. ስርሑ ዝጀመረ ምዃኑ ዝተወከሱ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት መድሕን ፈንድ ጨንፈር ትግራይ ኣይተ ኣይናለም ገብረየሱስ ዝዀነት ትኹን ብሞተር እትንቐሳቀስ ተሽከርካሪት መድሕን ሳልሳይ ወገን ክትኣትው…