ሰማእታትና ዓመት እናቆፀርና ዘይኮነ ኣብ ነብሲ ወከፍ መዓልትን ዕለትን ክዝከሩ ይግባእ። ክብሉ ፕረዚደንት ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ ሓቢሮም። ነዙይ ዝበሉ እቶም ፕረዚዳንት ብምኽንያት መበል 37 ዓመት ዝኽሪ ሰማእታት ትግራይ ኣብ ቐፅሪ ሓወልቲ ስውኣት ስነ- ስርዓት ምንባር ሑቕፊ ዕምበባ ኣብ ዘሰለጥሉ እዩ። ቢሮ ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ትግራይ 15 ሰነ 2017 ዓ.ም መቐለ Post navigation ተመዛበልቲ ዞባ ሰሜን ምዕራብን ዞባ ምዕራብን መበል 34 ዓመት ዓወት 20 ግንቦት ”20 ጉንበት ንዋሕስ ሉኣላውነትና ” ብዝብል ኣብ ከተማ ሸረ እንዳሰላሰ ብዘተ ይኽበር ኣሎ “ዙርያ መለሽ ፀገማት ብዘላቒ ንምፍታሕ ምስ ፌደራል መንግስቲ ፖለቲካዊ ልዝብ ንምግባር ክንሓትት ኢና”