ቢሮ ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ትግራይን ንደቂ ኣንስትዮ እቲ ቢሮ ኣብ ስነ ልቦናዊ ሕውየት ዘተኮረ ስልጠና ሎሚ 19 ነሓሰ 2017 ዓ.ም ተዋሂቡ። 
 
እቲ ዝውሃብ ዘሎ ስልጠና ኣብ ኣካዳሚክ መለስ ዜናዊ በዓልቲ ሞያ ወፃኢ ርክባት ዝኾና ወይዘሮ ፀጋ ኣስገደ ዳኘው ዝውሃብ ዘሎ ኾይኑ ዕላምኡ ድማ ኣብ ስነ ልቦናዊ ሕውየት ደቂ ኣንስትዮ ዘተኮረ እዩ።
ቢሮ ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ትግራይ
19 ነሓሰ 2017 ዓ.ም
መቐለ

By admin

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

Show Buttons
Hide Buttons