ካብ ቢሮ ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ትግራይ ዝተውሃበ መግለፂ
ካብ ቢሮ ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ትግራይ ዝተውሃበ መግለፂ ኣምሓራ ክልልን ኣምሓራ ሚዲያ ኮርፖሬሽንን ዝተፈላለየ ሽማ ሹም እናሃቡ ምዕራብ ትግራይ ከም ዝፅውዕዎ ዝዝከር እዩ። ናይዚ መቐፀልታ ድማ ሚኒስተር ሕርሻ ኢትዮጵያ መስከረም 23/2018…
ካብ ቢሮ ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ትግራይ ዝተውሃበ መግለፂ ኣምሓራ ክልልን ኣምሓራ ሚዲያ ኮርፖሬሽንን ዝተፈላለየ ሽማ ሹም እናሃቡ ምዕራብ ትግራይ ከም ዝፅውዕዎ ዝዝከር እዩ። ናይዚ መቐፀልታ ድማ ሚኒስተር ሕርሻ ኢትዮጵያ መስከረም 23/2018…
ሓድነት ህዝቢ ትግራይ ንምጥንኻር በዓል ቤት ባዕሉ ህዝቢ ትግራይ ከምዝኾነ ፕረዚደንት ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ ገሊፆም። እዙይ ዝተገለፀ “ብሄራዊ ሓድነት ንምውሓስ ብሄራዊ ህላወን ድሕንነትን!” ብዝብል ሓሳብ ዝተፈላለዩ ክፋላት…
ምስላጥ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ኣብ ከተማ መቐለ “ብሄራዊ ሓድነት ንምውሓስ ብሄራዊ ህላወን ድሕንነትን!” ብዝብል ሓሳብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ዘሳተፈ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ሎሚ 24 መስከረም 2018 ዓ/ም ኣብ ከተማ መቐለ ይካየድ ኣሎ።…
በዓል ዓይን ዋሪ – ኣኽሱም !! ኣብ ከተማ ኣኽሱም 24 ነሓሰ ብድምቀት ዝኽበር በዓል ዓይንዋሪ ባህላውን ሃማኖታውን ክብርታቱ ሓልዩ ክኽበር ቅድመ ምድላዋት እናተወጋገነ እዩ ። ደቂ ዓይኒ ዋሪ ባህላዊ መጋየፅታትን…
ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ብሓደጋ ድርቂ ንዝተጠቅዑ ነበርቲ ወረዳ ቆላ ተንቤን ኣስታት 1ነጥቢ 8 ሚልዮን ብር ዝግመት ምግባዊ ሓገዝ ገይሩ ። ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ብሓደጋ ድርቂ ንዝተጠቅዑ ነበርቲ ወረዳ ቆላ ተንቤን…
“ሕዚ ዘሎ ስግኣት ኲናት ብሰለማዊ ዝርርብ ክፍታሕ ክንሰርሕ ይግባእ” ኢሎም ተወከልቲ ሽማግለታት ፌደራል። ካብ ዝተፈላለያ ክልላት ኢ/ያ ዝመፁ ተወከልቲ ሽማግለታት ምስ ኣመራርሓ ግዝያዊ ምምሕዳር፣ መራሕቲ ሃይማኖትን ሲቪክ ማሕበረሰብን ትግራይ ይዝትዩ…
“ብዝኾነ ይኹን ምኽንያት ብወገን ትግራይ ዝጅመር ኲናት የለን” ክብሉ ፕረዚደንት ታደሰ ወረደ ገሊፆም። ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ ኣብ ዞባ ማእኸል ትግራይ ወረዳ ኣበርገለ የጭላ ጣብያ 7 ሕጉም…
ግብሪ ምኽፋል መግለፂ ስልጡን ማሕበረሰብ ክኸዉን ይግባእ ተባሂሉ። “ግብሪ ንሕዉየትን ዳግመ ህንፀትን ትግራይ” ብዝብል 1 ሓምለ 2017 ዓ/ም ንዝጅመር ምኽፋል ግብሪ ምኽንያት ብምግባር ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ከይዲ ስራሕ መዘጋጃቤታዊ…
“ዘይመንግስታዊ ትካላት ኣብ ዳግመ ህንፀት ትግራይ ናይ ባዕለን ተራ ክፃወታ ይግባእ።” ፕረዚደንት ሌ/ጀ ታደሰ ወረደ ዓመታዊ ፎረም መንግስትን ሲቪክ ማሕበራትን ትግራይ ሎሚ 26 ሰነ 2017 ዓም ኣብ ከተማ መቐለ እናተሳለጠ…
” ዙርያ መለሽ ፀገማት ብዘላቒ ንምፍታሕ ምስ ፌደራል መንግስቲ ፖለቲካዊ ልዝብ ንምግባር ክንሓትት ኢና” ፕረዚደንት ጀነራል ታደሰ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ ኣብ ህልዊ ኩነታት ትግራይን ኣፈፃፅማ ውዕሊ…